Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2021

ትራንስፖርት ባቡር የኢትዮ-ጂቡቲ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቶን ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቑሑት ምጉዕዓዙ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር የኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቶን ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቑሑት ከምዘጓዓዘ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ማሕበር ኣክሲዮን ኢንጂነር ጥላሁን ሰርካ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ቀዳማይ ዓመት…

ጣሊያን፣ ቤልጂየምን ኔዘርላንድስን ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምሕላፈን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝሓለፋ ሃገራዊ ጋንታታት እናተፈለጣ ይመፅኣ ኣለዋ። ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተገበሩ ፀወታታት፥ ካብ ምድብ 1 ጣሊያን፣ ካብ ምድብ ክልተ ቤልጂም ከምኡ እውን ካብ ምድብ 3 ኔዘርላንድስ ናብ ውድድር ኣውዲቕካ…

ኣብ ህንፀት ሰላም ሃገር ርኢቶ ኣካላት ድሕንነትን ፀፅታን ብዝብል ርእሲ ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጦር ምክልኻል ምስ ሚኒስትር ሰላም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ብምትሕብባር “ኣብ ህንፀት ሰላም ሃገር ርኢቶ ኣካላት ድሕንነትን ፀፅታን” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሌተናል…

ኣፍሪካ ኣብ ማእኸል ብርቱዕ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ቫይረስኮሮና ምህላዋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ከቢድ ሳልሳይ ማዕበል ለበዳ ቫይረስኮሮና ከምዘላን ሓያለ ብልቃጣት ክታበት ከምዘድልያን ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ። ኣብ መላእ ኣፍሪካ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ናይ ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 5 ሚልየን ክሓለፍ እንከሎ፥ ብውሕዱ ሸውዓተ ሃገራት ኣብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብዚ ሰሙን ንመራኸቢ ሓፋሽ ዝሃቡዎ ቃለ መሕትት ኣብ እዋን ፅሞና ክመሓላለፍ ከምዘይግባእ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣታሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብዚ ሰሙን ንመራኸቢ ሓፋሽ ዝሃቡዎ ቃለ መሕትት ኣብ እዋን ፅሞና ከይመሓላለፍ ክብል  በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣታሳሲቡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ መሓመድ እድሪስ ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ…

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምክፍፋል ናውቲ መረፃ ምጅማሩ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምክፍፋል ናውቲ መረፃ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። ሓላፊት ኮሙዩኒኬሽን እቲ ቦርድ ወይዘሪት ሶሊያና ሽመልስ ኣብ እዋናዊ መግለፂ ሂበን። ወይዘሪት ሶሊያና ኣብ መግለፂአን፥ ምዕሻግን ምክፍፋልን ናውቲ መረፃ ብዝምልከት ኣብ ክልል…

ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ጆርዳን ኣሰናቢተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ጆርዳን ከምዘሰናበታ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳናት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…

ኣብ ዞባ ሸካ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሸካ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን…

ኢማም ግብፂ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ መግለፂ ሓቂ ኢትዮጵያ ዝኸሓደ ኢዩ – ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ኢማም ግብፂ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ መግለፂ ሓቂ ኢትዮጵያ ዘይተመልከተን ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ከምዝኾነ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ኣብዚ ሰሙን እዚ ዓለም ለኻዊ እስልምና ግብፂ ዝኾኑ ዓቢዪ ኢማም ሼክ ኣልሃዛር-ኣህመድ…

ኣብ መቐለ 400 ኩንታል ናይ ረድኤት እኽሊ ናብ መኽዝን ውልቀሰብ እንትራገፍ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ 400 ኩንታል ናይ ረድኤት እኽሊ ናብ መኽዝን ውልቀሰብ እንትራገፍ ተታሒዙ። እቲ እኽሊ ካብ ጅቡቲ ብምብጋስ ብቐጥታ ናብ መቐለ ኣዋሽ ተባሂሉ ዝፅዋዕ መኽዘን ክራገፍ እናተገበኦ ናብ ናይ ከልተ ሰባት መኽዘን እንትራገፍ ብመሰረት ሕብረተሰብ…