ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋናዊ ምዕባለታት ትግራይ ኣመልኪቱ ካቢኔ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ገምጊሙ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ እዋናዊ ምዕባለታት ክልል ትግራይ ኣመልኪቱ ዘትዩ። እቲ ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ዝተመርሐ ኣኼባ ካቢኔ፥ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ንምምላስ ዝውገኑ ዘለዉ ስራሕቲ ፣ ተበፃሕነት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ባይደንን ምስ ናይ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ ጀነቫ ናይ ሓደ መዓልቲ ዋዕላ አካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጆ ባይደንን ፕዳዚዳንት ሩሲያ ቪላድሚር ፑቲንን ዝለዓለ ትፅቢት ዝተገብረሉ ኣኼብኦም ኣብ ጀኔቫ ጀሚሮም። ዋና ከተማ ስዊዘርላንድ ዝኾነት ጀኔቫ ዝተመረፀትሉ ብታሪኽ ብፖለቲካዊ ገለልተኛነታ ስለ እትፍለጥ እዩ ተባሂሉ። ክልቲኦም ወገናት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነትና መልክዕናን ጥንካረናን ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅማ ዝተገበረሎም ኣቀባብላ ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ ሎሚ መዓልቲ ካብ ጅማ ክሳብ ኣጋሮ፣ በሻሻ ዝተርኣየ ሰለማዊ ሓይሊን ናይ ፀዋርነት መንፈስን ህዝብና ብዝበለፀ ንምግልጋል ዘለዓዕል ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ዝፍፀም ዘሎ ገበን ቅትለትን ውራን ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ-ቢሮ ፀፅታ ክልል ትግራይ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ዝፍፀም ዘሎ ገበን ቅትለትን ውራን ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ ክብል ቢሮ ፀፅታ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ እቲ ቢሮ ረዳት ኮሚሽነር የማነ ገሰሰ ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ክልል ቅድሚ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ን148 ውልቀ ሕፁያት ተወዳደርቲ ናይ 50 ሺሕ ብር ደገፍ ንምግባር ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ን148 ውልቀ ሕፁያት ተወዳደርቲ ናይ 50 ሺሕ ብር ደገፍ ገንዘብ ንምግባር ወሲኑ። እቲ ገንዘብ ኣብ ዕለተ ምርጫ ንዘውፅእዎ ወፃኢ መከሓሓሲ ከምዝኾነ ሓቢሩ። ኣማኻሪት ኮሚኒኬሽን እቲ ቦርድ ሶሊያ ሽመልስ፥ ማንነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ኣኽሱም ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት 4 ሚሊየን ብር ዝዋግኡ ናውቲታት ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣኽሱም ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት 4 ሚሊየን ብር ዝዋግኡ ናውቲታት ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ከተማታት ኣኽሱም፣ ዓድዋን ሽረ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝደገፈ እንትኸወን፥ ብ4 ሚሊየን ብር ዝተገዝአ ሕሩጭ ናውቲታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ዝተመረፁ ቦታታት ጋዛ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ዓበይቲ ባላንቺናታት ዝተፃወደ ተባራዒ ነገራት ናብ ዶባተይ ተፈንዩ ብምባል ኣብ ልዕሊ ዕላማታት ናይ ሓማስ ናይ ኣየር ደብዳብ ኣካይዳ። ረቡዕ ወጋሕታ ኣብ ከተማ ቃዛ ብርቱዕ ናይ ባርዕ ድምጺ ተሰሚዑ። ብሰሉስ፡ ብዙሓት ተባራዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢዜማ ኣብ ክሊ ሃገራዊ ዛዕባታት ምስ ኣባላቱን ደገፍቱን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ኢትዮጵያ ዜጋታት ንማሕበራዊ ፍትሒ ፓርቲ (ኢዜማ)ኣብ ክሊ ሃገራዊ ዛዕባታት መስ ኣባላቱን ደገፍቱን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ተዛቲዩ። ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ፥ እቲ ፓርቲ ብዛዕባ ዘፍፅሞም ጉዳያት ኣብሪሆም። ፕሮፌሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 381 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)381 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ህንፀት ዞባ መቐለ ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ስርሑ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ህንፀት ዞባ መቐለ ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ስርሑ ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ቤት ህንፀት ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ኣባላት ጉጅለ ህወሓት ተሃነፅቲ ነክስደዱ ብምግባሩ ልዑል ዕንወት ምግጣሙ ይዝከር። ብመሰረት እዚ መሽናት መለማመድቲ ስራሕቲ ዕንፀይቲ፣…