Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2021

ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ብምኻድ ሰፊሕ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ብምኻድ ሰፊሕ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዘካየዱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ…

ህዝቢ ብምሓዝ ኢትዮጵያ ክነሻግራ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጅማን ከባቢኡን ኣብ ስታዲየም ጅማ ንፓርቲ ብልፅግና ሰልፊ ደገፍ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት፥ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ውሽጢ ብዙሓት ፈተናታት ብምዃን ዝፈፀሞም ተግባራት ልምዓት ተስፋ ዝህቡ ኢዮም ኢሎም። ብፍላይ ኣብታ ከተማን ከባቢኣን…

ኣዲስ ኣበባ ንኩላትና እትእክብን እትሓቁፍን ኢያ-ወ/ሮ ኣዳነች ኣበቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ “የቐንየልና” ምልዕዓል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ። ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ ናብቲ ኣደባባይ ብምኻድ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም። ነቲ መርሃ ግብሪ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ስታዲየም ጅማ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምልዕዓል ምርጫ ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስታዲየም ጅማ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ምልዕዓል ምርጫ ተረኺቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም፥ “ጅማ ስለ እቲ ዘርኣኽሙና ፍቕሪን ሓድነትን አመስገን” ኢሎም። እዋናዊ…

ምርጫ ቅድሚ ምክያዱ ዘለዉ ኣርባዕተ መዓልታት እዋን ፅምዋ ይበሃሉ-ቦርድ ምርጫ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመሰረት መምርሒ ዑደት ምርጫ ኢትዮጵያ መረፃ ቅድሚ ምክያዱ ዘለዉ ኣርባዕተ መዓልታት ከምካተት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እዋን ፅሞና ኣብ ውሽጢ ዑደት ቅድመ ምርጫ ዝርከብ እንትኸውነ፥ ኣብቲ እዋን ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ክትግብርዎም…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 52 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ከተማ መቐለ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝተገበረሎም 175 ሰባት እቶም 52 ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረከቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብ 23 መጋቢት 2013 ዓ/ም ክሳብ 8 ሰነ 2013 ዓ/ም ኣብ ከተማ…

ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ንፓርቲ ብልፅግና ድግፍ ስነስርዓት ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ንፓርቲ ብልፅግና ድግፍ ስነስርዓት ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ አብቲ ስነ ሰርዓት ብምርካብ ንህዝቢ መደረ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ “የቐንየልና” ምልዕዓል ምርጫ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ “የቐንየልና” ምልዕዓል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኣብ መስቀል ኣደባባይ የሳልጥ ኣሎ። ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ ናብቲ ኣደባባይ ብምኻድ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ይሳተፉ ኣለዉ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ልምዓት ወሓዚ ሩባ ኣዌቱ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ጅማ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ፕሮጀክት ልምዓት ወሓዚ ሩባ ኣዌቱ ሓዊሱ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ረብሓ ዘለዎም ፕሮጀክቲታት መሪቖም። ብተወሳኺ ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ንፓርቲ ብልፅግና ዝግበር…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ንቤት ምኽሪ ፀፅታ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡረት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት ስሩዕ ኣብ ዘይኮነ ኣኼባ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ መብርሂ ሂቦም። ኣምባሳደር ታዬ፥ መንግስቲ ኣብቲ ክልል ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት…