ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንወፍሪ ህልውና ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንወፍሪ ህልውና ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ፃውዒት ቀሪቡ። ሕብረተሰብ ገንዘባዊ ሓገዝን ምድላው ስንቂን ዝገበሮ ርብርብ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ምክትል ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ብርሃኑ ታየ ሓቲረቶም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ምልምል ሰልጠንቲ ፍሉይ ሓይሊ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ምልምል ሰልጠንቲ ፍሉይ ሓይሊ የመርቕ ኣሎ። እቶም ሰልጠንቲ ኣብ ኮሌጅ ክልል ኣምሓራ ኢንስቲትዩት ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ጥሩ ብርሃን ዝተፈላለዩ ስልጠናታት እናወሰዱ ዝፀንሑ ከምዝኾኑ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉሲ (ድንቅነሽ) ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ኤክስፖ ንዑደት ክትቀርብ ኢያ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉሲ (ድንቅነሽ) ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ኤክስፖ 2020 ንዑደት ክትቀርብ ምዃና ተገሊፁ። ኤክስፖ ዱባይ 2020፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ መጋቢት 1 ክሳብ 31 2022 ኣብ ዱባይ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ኤክስፖ ሉሲ (ድንቅነሽ) ንምርኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታን ናፅታን ንምሕላው ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ከምትድግፍ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታን ናፅታን ንምሕላው ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ቻይና ከምትድግፍ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ያንይ ዪ ኣፍሊጦም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ያንይ ዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደባርቕ 124 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ከተማ ደባርቕ ኣብ መውፅኢን መእተዊን ኬላታት ብዝተገበረ ክትትል 124 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ደባርቕ ኣይተ ጌትነት ፀጋየ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብታ ከተማ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳ ናብ ባህርዳር ኣቲያ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ሃገራዊት ጋንታ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ትገብረ ሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳ ናብ ባህርዳር ኣቲያ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 452 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)452 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ብዝፈፆሞ መጥቃዕቲ ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 500 ሺሕ ዜጋታት ተፈናቒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ሰላም ሚኒስትርን ናይ ብሄራዊ ህፁፅ ግዜ ምላሽ መተሓባበሪ ኮሚቴ ኣካቢት ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል፥ ህወሓት ብዝፈፆሞ መጥቃዕቲ ኣብ ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 500 ሺሕ ዜጋታት ተፈናቒሎም ክብላ ገሊፀን። ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እዛ ሃገር ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣይተ ደመቀ መኮንን ሰብአዊ ድጋፍ ዝገብሩ ዘለዉ ዓለም ለኻዊ ትካላት ናይ ኢትዮጵያን ሉዓላዊነት ብዘኽበረ መልክዑ ንክንቀሳቐሱ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሰብአዊ ድጋፍ ዝገብሩ ዘለዉ ዓለም ለኻዊ ትካላት ናይ ኢትዮጵያን ሉዓላዊነት ብዘኽበረ መልክዑ ንክንቀሳቐሱ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣይተ ደመቀ፥ መንግስቲ ኣብ ሰሜላዊ ክፋል እዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 53 ነጥቢ 9 ሚሊየን ሊትሮ ናይ ምግቢ ዘይቲ ንምክፍፋል ድልዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)53 ነጥቢ 9 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ በልዒ ንምክፍፋል ድልዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ ማሕበረሰብ ንግዲ ዝገብሮ ናይ ኢኮኖሚ ሽርሒን ናህሪ ናብራን ንምቕናስ መሰረታዊ ሸቐጣት ሽኮር፣ ዘይቲ፣ ስንዳይን…