ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ልደታ ክፍለ ከተማ ዘህነፆ ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም መንበሪ ገዛ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ልደታ ክፍለ ከተማ ዘህነፆ ናይ ዓቕሚ ዘይብሎም መንበሪ ገዛ ሎሚ ኣረኪቡ።
እቲ ገዛ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ቀበሌ 47 ዝርከብ እንትኸውን፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ሓዊሱ…