ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ጀርመን ኢትዮጵያ እናገበረቶ ትርከብፃዕሪ ንኽድግፍ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንና ፈተውቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ጀርመን ኢትዮጵያ እናገበረቶ ትርከብፃዕሪ ንኽድግፍን ኣብ ዳግመ ህንፀት ንኽሳተፍን ብደብዳበ ሓቲቶም። እቲ ደብዳበ ኣብ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ንጀርመን ዝወከሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ጀማል በከር ምስ ፕሬዚዳንት በዓል መዚ ባህሊን ሓድጊን ባህሬን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ፕሬዚዳንት በዓል መዚ ባህሊን ሓድጊን ባህሬን ሜይ ቢንት መሓመድ ኣልከሊፋ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ናይ ክልቲአን ሃገራት ሕውነታዊነት፣ ባህሊክብሪን ርክብን ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት ኣድሂቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግድብ ህዳሰ ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 272 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ንግድብ ህዳሰ ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 272 ሚሊየን ብር ከምዝተኣከበ ኤጀንሲ ዳይሳፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወይዘሮ ሰላማዊት ዳዊት ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ካብ ዳያስፖራ ካብ ሓምለ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔቴ ዌበር ተዛቲየን። ወይዘሮ ሙፈሪያት ኣብ ዘተአን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን። ሕበረት ኣውሮፓ…
ስፓርት መኽፈቲ ፕሮግራም ፓራሊምፒክ ጨዋታ ቶኪዮ 2020 ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ዝካየድ ናይ ፖራሊምፒክ ጨዋታ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ። ኣብቲ መኽፈቲ ስነስርዓት ናይ ኢትዮጵያ ብሔራዊ ፖራሊምፒክ ልዑኽ ጉጅለ ከምዝተረኸበ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽፋን ገበርቲ ሰናይ ሽርሒ ዝሽርቡ ትካላት ዝቃወም ወፍሪ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽፋን ገበርቲ ሰናይ ሽርሒ ንዝሽርቡ ትካላት ዝቃወም ወፍሪ ተጠናኺሩ የቕፅል ኣሎ ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ገፁ፥ "ሓገዝ ምግቢ ንህወሓት ኣይሃብናን፤ እቲ ጉጅለ ሰሪቑ ክኸውን ይኽእል እንጂ" ዝብል መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሠራዊት ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ክልል ንመከላከያ ሠራዊት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ካብቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ ናይ ሃገር ሽማግለታትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ወሎ ግንባር ብምርካብ ኣረኪቦም። በዚ እውን ግምታዊ ዋገኦም 2 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ 55 ሰንጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩኒቨርሲቲ ካብ መንበሪኦም ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብጦርነት ምኽንያት ተፈናቒሎም ኣብ ደሴ ከተማ ንዝርከቡ ወገናት ኢዩ ድጋፍ ገይሩ። እቲ ዝተገበረ ድጋፉ ድማ ካብ 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንወፍሪ ህልውና ካብ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ንወፍሪ ህልውና ካብ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ጥራሕ ልዕሊ 2 ሊየን ብር ንምትእኽኻብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሰራሕተኛታት መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ሓደ ዓመት ዝኽፈል ናይ ሓደ ወርሒ መሃይኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝግም ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ሓገዝ ገይሩ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብዝገበሮ ወረራ ካብ ሰሜን ወሎ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ኢዩ እቲ…