ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ እዚ ደቡብ ኣባላት ስታፍ ሰራዊት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ክፋል ኢትዮጵያ ልኡኽቶኦም እናተዋፅኡ ዝርከቡ ናይ እዚ ደቡብ ኣባላት ስታፍ ሰራዊት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ እቲ እዚ ኣብ ሰሜን ክፍሊ እታ ሃገር ዘሎ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ንምድምሳስ እናኸፈለ ዝርከብ ናይ ህይወት ዋጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ… Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሸሊኾም ዝኣተዉ ናይ ጉጅለ ራዕዲ ሸሞንተ ኣባላት ኣብ ቁፅፅር ምውዓሎም ናይ ደሴ ከተማ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ኣበበ ገ/መስቀል፥ ህወሓት ኢትዮጲያዊነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህወሓት ዘዋፈሮም ግብረ ራዕዳውያን ብመሓዝ ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ተጣሳይሹ ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ… Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህወሓት ዘዋፈሮም ግብረ ራዕዳውያን ብመሓዝ ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ተጣሳይሹ ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ዘዋፈሮም ግብረ ራዕዳውያ ብመሓዝ ናብ ሕጊ ንምቕራብን ብዝተዋደዱ ገበናት ዝሰሳተፉን ኣካላት ብምቁፅፃርን ልዕልነት ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣስታት 1 ሚሊየን ዜጋታት ንምኽታብ ዘኽእል ወፍሪ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣስታት 1 ሚሊየን ዜጋታት ንምኽታብ ዘኽእል ወፍሪ ከምዝተጀመረ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ዮሐንስ ጫላ ኣፍሊጦም። ብልዑል ኩነታት ዝላባዕ ዘሎ ኮቪድ 19 ብርብርብ ምዕጋት እንተዘይተኻኢሉ ዋጋ ከኽፍል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢዩ – ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፀገም ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ስለዝኾነ መንግስቶም ኢዱ ናይ ምእታው ዛዕባ ከምዘይድግፍ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንትን መተሓባበሪ ዘፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደሎም ክልላት ምርጫ ቀፃ ዕለት መውሀቢ ድምፂ ዕላዊ ገይሩ ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደሎም ክልላት ምርጫ ቀፃ ዕለት መውሀቢ ድምፂ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ 14 ሰነ 2013…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኢትዮጵያን ፅዕንቶ ሃገራት ወፃኢን ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን” ብዝብል ምድላው ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኢትዮጵያን ፅዕንቶ ሃገራት ወፃኢን ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን" ብዝብል ምድላው ኣብ ብሄራዊ ቴኣትር ተኻይዱ። ኣብቲ ምድላው ነባራት ምሁራን ዝተፈላለዩ መነቓቕሒ ንግግራትን ፅሑፋት አቕሪቦም። ብተወሳኸዒ መግዒተት፣ ግጥሚታትን …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ናይ ኣውሮፓ ህብረት ናይ ቀርኒ ኣፍሪካ ፍልይቲ ልእኽቲ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ናይ ኣውሮፓ ህብረት ናይ ቀርኒ ኣፍሪካ ፍልይቲ ልእኽቲ ኣኔት ወበር ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጳያን ኣውሮፓ ሕብረትን ብዛዕባ ዘሎ ርክብን ተልእኾ እተን ፍልይቲ መልእኽተኛን ምዝታየን ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 646 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)646 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ናፍታሊ ቤኔት ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣበ ዘተኦም ኣብ ክልቲኣዊን ኩ መዳይ ጉዳያትን ከምዝተላዘቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። ብተወሳኺ ከልቲኣወ ርክብ ክልቲአን ሃገራት…