ስፓርት ኣብ ኬኒያ እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዝነበረ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ብ12 ሜዳልያታት ራብዓይ ደረጃ ካብ ዓለም ብምሓዝ ዝዛዘመ እቲ ልኡኽ ሎሚ ንጎሆ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ መንግስቲ ቻይና ዝተለኣኸሉ 300 ሺሕ ዶዝ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ተረኪባ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ መንግስቲ ቻይና ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተለኣኸ 300 ሺሕ ዶዝ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ተረኪበን። እቲ ክታበት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትጵያ ዥያዎ ዢዮዋን ንዶክተር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩስያ ንመስመር ጋዝ ከም ፖሎቲካዊ ረብሓ እንተተጠቒማትሉ እግዳ ክስዕባ ከምዝኽእል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርከል ሩስያ ነቲ ብዩክረይን ዝሓልፍ መስመር ጋዝ ክትዓፅዎ እንተፈቲና ኣብ ልዕሊኣ ተወሳኺ እገዳ ክግበር ከምዝኽእል ኣጠንቂቐን። ኣንገላ መርከል ናብ ርእሰ ከተማ ዩክረይን ከተማ ከይቭ ምብፃሕ ገይረን። ንፕረዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋይንት ካብ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ነፃ ወፂኣ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመከላከያ ሰራዊት፣ ኣምሓራ ፍለይ ሓይሊ፣ ሚሊሻ፣ ፋኖን ህዝብን ብዝገበርዎ ቃልሲ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ጉጅለ ኣብ ደቡብ ጎንደር ልዑል ኪሳራ በፂሑዎ። ናይ ደቡብ ጎንደር ዞባ ዋና አማሓዳሪ ቀለምወርቅ ምህረቴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂን ታደሰ ታከለን ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሪ ኣምፂኦም Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 18 ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቱ ንኢትዮጵያ ዝወከሉ ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብርታት ተሳቲፎም። ኣብ ውድድር 1500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ደርቤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ንልኡኽ ኣባላት ፓርላማ ኬንያ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሊ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ጅግጅጋ ዝርከብ ጉጅለ ልኡኽ ኣባላት ፓርላማ ኬንያ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣዘራሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ንኣባላት ፓርላማ ኬንያ ኣብ ክልል ሶማሊ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ዝተሳለጡ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ዓፋር ጥሒሱ ዝኣተወ ጉጅለ ህወሓት ንምድምሳስ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ዓፋር ጥሒሱ ዝኣተወ ጉጅለ ህወሓት ካብ ዝኣተወሉ እንተይወፅአ ንምድምሳስ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኮማንደር መሓመድ ሰናይ ገሊፆም። ፍሉይ ሓይሊ ዓፋር ምስ ሰራዊት ክልል ዓፋር ብምውዳድ ናብቲ ክልል ጥሒሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ግፍዒ ዝኹንንን ሰልፊ ኣብ ዲግ ዲጋ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀበሌ ጋሊ ኮማ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈፀመ ግፍዒ ዝኹንንን ሰልፊ ኣብ ዲግ ዲጋ ተኻይዱ። ኣብ ክልል ዓፋር ዛባ ፊንቲ ረሱ ቀበሌ ዲግ ዲጋ ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ተቓውሞ፥ በቲ ግብረ ራዕዲ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ለውጢን ልምዓትን ኢትዮጵያ ብእኩይ ዕላማ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣይተዓናቐፍን Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሐሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዕዞ ለውጢን ልምዓትን ኢትዮጵያ ብእኩይ ዕላማ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዘይተዓናቐፍ ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ሓይሊ ኣየር ኮሎኔል ተሾመ በዳዳ ገሊፆም። ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ንዝስልጥኑ ምልምል ወታደራት፥ ኣባላት ጉጅለ ኪነ-ጥበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ምግቢ፣ ናውቲን ክዳውንቲን ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ሓገዝ ዝገበረ ተምሃሮ፣ መምህራን፣ ሰራሕተኛታት ምምሕዳርን…