ንህዳሰ ግድብ ካብ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ዳያስፖራ ኣባላት ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዳሰ ግድብ ካብ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ዳያስፖራ ኣባላት 1 ነጥቢ 757 ሚሊየን ዶላር ተኣኪቡ።
በዓል ሙሉእ ስልጣን አምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍጹም አረጋ÷ እቲ ዝተኣከበ ገንዘብ ኣብ ባንኪ ሒሳብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣታዊ ከምዝኾነ…