Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2021

ዋልያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 15 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይድ ኢዩ። እቲ ጋንታ ብኣተኣናጋድነት ኳታር ንዝካየድ 2022 መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ዚምቧቡዌን ደቡብ ኣፍሪካን ምምዳቡ ይፍለጥ።…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ጀርመን ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ጉዲና ኣቶምሳ ቤተ ክርስትያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ስድራ ሓገዝ ተገይሩ። አቲ ምምሕዳር ንስድራ 8 ህይወቶም ዝሰኣኑ ነበርቲ ኢዩ ዝተፈላለዩ…

ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሰጠማ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሰጠማ ሎሚ መዓልቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ጋቲራ ተባሂላ ኣብ ትፅዋዕ ከተማ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን እታ ወረዳ ኣይተ ሑሴን በድሩ ተዛሪቦም፡፡ በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ማእኸል መናእሰይ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ሑመራ 12 ግዘ ፈተነ መጥቃዕቲ ይግበር እምበር ተደምሲሱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወገን ሑመራ 12 ግዘ ፈተነ መጥቃዕቲ ይግበር እምበር ብህዝቢን ኣካላት ፀፅታን ከምዝተደምሰሰ ኮሎኔል ደመቀ ዘውዱ ገሊፆም። ኮሎኔል ደመቀ ምስ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ እቲ ጉጅለ ዳግም ብወገን ሑመራ መጥቃዕቲ…

ዩጋንዳ ፍቓድ ልዕሊ 50 ሲቪክ ማሕበራት ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩጋንዳ ፍቓድ ልዕሊ 50 መንግስታዊ ዘይኮኑ ሲቪክ ማሕበራት ከምዝኣገደት ተገሊፁ። እቶም ሲቪክ ማሕበራት መንግስቲ ዘውፀኦም ደምቢታትን ኣሰራርሓታትን ስለዝጠሓሱ ምዃኑ ተሓቢሩ፡፡ እቶም ትካላት እዋን ዝኣተዉዎ ውዕሊ ካብ ምዝዛሙ ብተወሳኺ ኣድላዪ…

ኣብ ክልል ደቡብ ካብ ዓውዲ መዓድን ዝርከብ ሃፍቲ ምምሕያሽ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድንን ኢነርጂን ኣብ ክልል ደቡብ ካብ ዓውዲ መዓድን ዝርከብ ሃፍቲ ምምሕያሽ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ሃፍቲ መዓድን ንልምዓት ሃገር ዝነበሮ ረብሓ ዝለዓለ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ ልዕሊ 10 ሺሕ ገጀራ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 14፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ ልዕሊ 10 ሺሕ ገጀራ ከምዝሓዘ ጣቢያ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ ገጀራ ትማሊ ቀትሪ ሰዓት 8 ካብ ሕብረተሰብ ዝተረኸበ ሓበሬታ መሰረት ብምግባር ኣብ መርካቶ ጎኒ ማዕኸል ዕዳጋ ጣና ውሽጢ ሃንፃ…

ናይ ኢኮኖሚ ኣሻጥር ኣብ ዝፈጥሩ ኣካላት ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ- ናይ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ምምሕዳር

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ኢኮኖሚ ኣሻጥር ኣብ ዝፈጥሩ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ከምዝውሰድ ናይ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ሰብ ስራሕ ናይ ፍሪያት ኣቕርቦት ሕፅረት ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩን ናይ ህዝቢ ዝተረጋገዐ ናብራ ንምህዋኽ ከምኡውን ሃገር ንምፍራስ ኣብ…

ንመከላከያ ሰራዊት ዝግበሩ ዘለዉ ድጋፋት ተጠናኺሮም ቀፂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ኣብ ኣዲስ አበባ ከተማ ስፖርት ኮሚሽን ዝርከቡ ማእኸላት ስልጠናን ትምህርቲን ስፖርት ቴኒስ ኣራት ኪሎ፣ ኣበበ ቢቂላ መታሰቢያ፣ ጃንሜዳ፣ ራስ ሃይሉን ኣዲስ አበባ ሜዳ ቴኒስን ሰራሕተኛታት ከምኡውን ናይ ስፖርት ፌዴሬሽንን ንመከላከያ ሰራዊት…

ሓደ ሓደ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ኩነታት ዝዳህሰሱሉ መገዲ ምፍልላይ ዘበኣእስን ሓላፍነት ዝጎደሎን ኢዩ – ሩሲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ምሰ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተተሓሒዙ ሓደ ሓደ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ኩነታት ዝዳህሰሱሉ መገዲ ምፍልላይ ዘበኣእስን ሓላፍነት ዝጎደሎን ከምዝኾነ ሩሲያ ኣፍሊጣ። ኣቐባሊት ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ…