Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2021

ሶማልያ ናይ ኢትዮጵያ ሰደድ ፍሪያታት እትወስድ ብቐዳምነት እትፅራሕ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ 2013 በጀት ዓመት ኢትዮጵያ ፍሪያታት ግብርና፣ ማዕድንን ማኑፋክቸሪንግን ሰደድ ወፃኢ ብምልኣኽ  3 ነጥብ 62 ቢሊየን ናይ ኣሜሪካ ዶላር ረኺባ። እቲ ኣታዊ ናብ 136 ሃገራት ብምልኣኽ ዝተረኸበ ኢዩ። በዚ ድማ ሶማልያ ናይ ኢትዮጵያ…

ብኣሸባሪ ቁንጮ ፃድቃን ገ/ትንሣይ ዝምራሕ ናይ ፀላኢ ሓይሊ ብመከላከያ ሰራዊት ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣሸባሪ ቁንጮ ፃድቃን ገ/ትንሣይ ዝምራሕ ናይ ፀላኢ ሓይሊ፣ ኣብ ሰሜን ወሎ ብዝተዋሰረ መከላከያ ሰራዊት ተወቒዑ። ዓርሚ ክልተ ዝበሃልን ብከሓዲ ሜ/ጄ/ል ዮሀንስ ብቕፅል ስሙ ጆን ፣ ብምክትሉ ከሓዲ ማዕሾ በየነን ከሓዲ ከበደ ፍቃዱ ከምኡውን…

ክፍለ ከተማ ጉለሌ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 60 ሚሊየን ብር ዝግመት ስንቂ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክፍለ ከተማ ጉለሌ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 60 ሚሊየን ብር ዝግመት ወፃኢ ብምግባር 265 ሰንጋ ኣብዑርን ካልኦት ሓገዝ ዓይነትን ገይሩ። እቲ ሕገዝ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ መለስ ኣለሙን ዋና…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መላእ ሃገር ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፎም ንዘርአዩ ሓለውቲ ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መላእ ሃገር ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፎም ንዘርአዩ ሓለውቲ ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሓገዞም ብተግባር ብምርኣይ፣ እዛ ተዓዋቲት ሃገር ንምሕላው ኣብ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት “ኢትዮጵያ ከፍርስ ኢያ” ምንቅስቓስ ናይ ሃገር ክሕደት ከምዝኾነ ናይ ጌታቸው ረዳ ሓው ሃይለ ረዳ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት “ኢትዮጵያ ከፍርስ ኢያ” ምንቅስቓስ ናይ ሃገር ክሕደት ከምዝኾነ ናይ ጌታቸው ረዳ ሓው ሃይለ ረዳ ገሊፆም። ኣብ ዓፋር ክልል ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ናይ ስነ-ዜጋ መምህር ሃይለ ረዳ፤ ግብረ ራዕዲ ህወሃት ናይ ትግራይ ህዝቢ ምስ…

ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ተዓቑቦም ንዝርከቡ ተመዛበልቲ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ስዒቡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ተዓቒቦም ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ሓገዝ ንኽግበር እቲ…

ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ምድላው ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምድላዋታ ትቕፅል ኣላ። እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ትማሊ ኣብ ኣዳማ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ከምኡ እውን ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ሜዳ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ልምምድ ምስራሓ ካብ…

ሸኔ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ገላን፣ ሆለታን ወሊሶን ከተማታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሸባሪ ሸኔ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ገላን፣ ሆለታን ወሊሶን ከተማታት ይካየድ ኣሎ። እቶም ነበርቲ ኣሸባሪ ህወሓትን ሸኔን እዛ ሃገር ንምፍራስ ዝፈጠርዎ ጥምረት ኣውጊዞም። ሸኔ ናይ ኦሮሞ ስም ሽፋን ብምግባር ምስ ህወሓት ምስላፉ ሓዱኝ እኳ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ናይ ትግራይ ተወለድቲ ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ናይ ትግራይ ተወለድቲ ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም። “ንሕና ተጋሩ ንኢትዮጵያ ኩሉ ጊዘ ደጀን ኢና” ዝበሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖኖሎጂን ዶ/ር ኣብረሃም በላይ፥ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ንህዝቢ ትግራይ ኣይውክልን ኢሎም።…

ንሸኔ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሸኔ ዝቃወምን ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ኣርሲ ከምኡ እው ካብ ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን ዝተውፃእፅኡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም፡፡ እቶም…