ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸኔን ህወሓትን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣምቦ ከተማ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔን ህወሓትን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣምቦ ከተማ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ካብ ዝተፈላለዩ ናይ ምዕራብ ሸዋ ዞባ 22 ወረዳታትን ኣምቦ ከተማ ምምሕዳርን ነበርቲ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ተሳተፍቲ ናይ ክልቲኦም ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ዱከም ትንኮያ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብምቅዋም ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ዱከም ትንኮያ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብምቅዋም ሰልፊ ተኻይዱ። ትንኮያ ሸኔ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ብምባል ከምዝቃለሱ ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ሰልፊ ዝተረኸቡ ነበርቲ ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ሰልፊ ካብ ከተማ ዱከምን ከባቢኣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ነበርቲ ዘሳተፈ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ዝርከቡ ነበርቲ ዘሳተፈ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ነበርቲ እቲ ክልል፥ ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ጉጅለ ህወሓት ዝቃወምን ከምኡ እውን ዝተፈለለዩ ጭርሖታት ብመሓዝ ኣብ እስታዲየም ሃዋሳ ተረኸቦም ሰላማዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 376 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሃሴ 13፣ 2013 (ኤፍ ቢ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 376 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ይግበር ኣሎ ክብል ናይ ብሄራዊ ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ስራሕ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። ምስ ፋና ብሮድካስቲነግ ኮርፖሬታ ፃንሒት ዝገበሩ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ምትኩ ካሳ÷ እቶም ኣብ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ናይ ዓለም ናይ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ። እቲ ሜዳሊያ ብኣትሌት ታደሰ ወርቁዝተረኸበ እንትኸውን፥ ብኻሊእ ኢትዮጵያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚን ንግድን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚን ንግድን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሚኒስትር ያንግ ይሃንግ ተዛቲየን። እተ ዘተ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ዘተኮረ ከምዝነበረ ካብቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካውያን ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ምስላፍኩም ነመስግን-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን እትድግፉ ዘለኹም ኣፍሪካውያን የሕዋትን ኣሓትን፣ መራሕቲን ምሁራንን ኣብጎንና ደው ብምባልኩም ነመስግን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ልክዕ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ታሪካዊ ቃልሲታት ውሽጢ ምስ ካልኦት ጎኒ ደው…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ምልክት ቋንቋ ኣብ ስራሕ ቋንቋ ክተካትት ኢያ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ካብ ቋንቋታት ስዋሂሊ፣ ሊንጋላ፣ ኪቱባን ቹሉባን ብተወሳኺ ምልክት ቋንቋ ኣብ ስራሕ ቋንቋ ንምክተካትት ከምዝተለመት ኣፍሊጡ። እቲ ምልክት ቋንቋ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ኣካቲታት ንመሃብ ከምዝሓሰበት እውን ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ንሰራዊት ምክልኻል ስንቂ ኣዳሊዩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን ዋና ቤት ዕዮን ተፀዋዕቲ ትካላትን ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ንሰራዊት ምክልኻል ስንቂ ኣዳሊዮም። ኣብቲ ምድላው ስንቂ ዝተረኸባ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው፥ ኣብ ቀፃሊ ክሳብ ግምባር ብምኻድ ንሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህይወቱ እናሀበን ዋጋ እናኸፈለን ዘሎ ሰራዊት ደምና ክንህብ ኢና – ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 35 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሰ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ…