ሚኒስቴር ምክልኃል ቻይና ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ ንሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ ዝኸውን 200 ሺሕ ዶዝ ሲኖቫክስ ንሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ን150 ሺሕ ሰባት ሙሉእ ክታበት ንመሃብ ዘኽእል ከምዝኾነ ተወካሊ ሓላፊ መምርሒ ምምዕባል ጥዕናን ምክልኻል…