ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝተመዛበሉ 136 ሺሕ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ምልኣኽ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝተመዛበሉ ልዕሊ 136 ሺሕ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ምልኣኽ ጀሚሩ።
እቲ ትካል ኣብ ቀፃሊ ኣብ ክልቲአን ክልላት ንዝተመዛበሉ 340 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ምግቢ ንምቕራብ እናሰርሐ ከምዝኾነ ካብ ኤምባሲ…