Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2021

ኣብ ፍሉይ ዘመቻታት ሓይሊ ማእኸል መሰልጠኒ ናይ መሰረታዊ ውትድርና ናይ ስልጠና መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍሉይ ዘመቻታት ሓይሊ ማእኸል መሰልጠኒ ናይ መሰረታዊ ውትድርና ናይ ስልጠና መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ። ናይቲ ማእኸል ዋና አዛዚ ኮሎኔል ዋለልኝ ታደሰ÷ ብዓብዪ ሞራልን ወነን እምቢ ንሃገረይ ኢሎም ሃገሮም ብቅንዕናን ተኣማንነትን ንምጉልባት…

ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ብጀግንነት ክነኽብር ኢና – ምልምል ወታደራት

<span;>ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ህወሓት ኣሸባሪ ሓይሊ ብምጥፋእ ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ብጀግንነት ንምኽባር ከምዝተዘጋሠዉ ኣብ ጦላይ ማሰልጠኛ ማእኸል መሰረታዊ ውትድርና ዝሰልጥኑ ምልምል ወታደራት ገሊፆም። <span;>ካብ ብሄራዊ ቴኣትርን…

ህወሓት ይኹን ኦነግ ሸኔ ናይ ሃገር ሰላምን ደሕንነትን ኣብ ሓደጋ ንከየውድቑ ብቑርፀኝነት ንሰርሕ ኣለና-ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣  10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ይኹን ኦነግ ሸኔ ናይ ሃገር ሰላምን ደሕንነትን ኣብ ሓደጋ ንከየውድቑ ብቑርፀኝነት ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፀም። ኣይተ ደስታ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ዝነበራ ሰላም ነብ ኢዳ ክሳብ…

ዩኒሴፍ ኣብ ደባርቅን ደሴን ንዝርከቡ ተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ህፃናት ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣብ ደባርቅን ደሴን ንዝርከቡ 9 ሺሕን 130 ተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ድጋፍ ምግቢ፣ ጥዕና፣  ንፁህ ማይ መስተን ንፅህና መሐለዉን ዘካተተ ኢዩ። ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ሓገዝ ተበፃሒ…

ህዝቢን መንግስቲን ክልል ኦሮሚያ ኢትዮጵያ ካብ ዘንፀላለዋ ፈተና ንምውፃእ ብጭቡጥ ይትግብር ከምዘሎ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን መንግስቲን ክልል ኦሮሚያ ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢንወፃኢን ዘንፀላለዋ ፈተና ንምውፃእ ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሉ ብጭቡጥ ይትግብር ከምዘሎ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቲ ብሄራዊ ክልል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቡ መግለፂ…

ናይ መስቀል ኣደባባይ ናይ መኪና መቖሚ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መስቀል ኣደባባይ ናይ መኪና መቖሚ 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ትካል ማክኸል ኤግዚቢሽንን ልምዓት ዕዳጋን ኣፍሊጡ። እቲ ብልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ኣደባባይ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ኢዩ ህንፀቱ ተዛዚሙ ንምረቓ…

ናይ ገንዘብ ሚኒስቴር ኣመራርሓን ሰራተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ገንዘብ ሚኒስቴር ኣመራርሓን ሰራተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም። ኣብ ገንዘብ ሚኒስቴር ዝተኻየደ ናይ ደም ልገሳ "ደምና ንመከላከያ ሰራዊትና" ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ዝግበር ዘሎ ምንቕናቕ ኣካል ኢዩ ተባሂሉ። ስለዝኾነ…

ኤጀንሲ ምዝገባን ምርግገሳፅን ሰነዳት ምስ ቡና ኢንተርናሽናል ባንኪ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ምዝገባን ምርግገሳፅን ሰነዳት ፌዴራል ምስ ቡና ኢንተርናሽናል ባንኪ ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምዕነት ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ሙሉቀን ኣማረን ፕሬዚዳንት ቡና ኢንተርናሽናል ባንኪን ኣይተ ሙሉጌታ ኣለማየሁ…

ናይ ኪነ ጥበበብ ሰብ ሞያታት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝግነዩ ኣካላት ፀፅታ ስራሕቲ ጥበብ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኪነ ጥበበብ ሰብ ሞያታት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝግነዩ ኣካላት ፀፅታ ስራሕቲ ጥበብ ኣቕሪቦም። እቶም ሰብ ሞያ ኣብቲ ከባቢ ንዝግነዩ ኣካላት ፀፅታ ዘቕርብዎም ስራሕቲ ጥበብ ወነ ዝቕስቕሱን ሃገራዊ ትሕዝቶ ዘለዎምን ኢዮም። ኣብቲ መድረኽ ሃገራዊ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ቡሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ቡሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ትሽዓተ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ኣብ ከተማ ቡሬ ቀበሌ 03 ብልምዲ ውዴ ኣደባባይ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ኣከባቢ ምብፅሑ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ በቲ…