ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ግንባር ዓፋር ኣብ ግንባር ምዕራብ እውን ተጠናኺሩ ቀፂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣብ ኣምሓራ ክልል ኣብ ምዕራብ ግንባር ኣብ ዛሬማ፣ ጨው በርን በር ማሪያምን ዝተብሃሉ ከባቢታት ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ፤ ናይ ኣየር ሓይሊ ፣ ንሰራዊት ደጀን ዝኾነ ናይ ኣምሓራ ህዝቢ፣ ናይቲ ክልል ፍሉይ ሓይሊን ዕጡቕን ብምውዳድ ኣብ ልዕሊ ሽብርተኛ ህወሃት ዕጡቕ ጉጅለ ብዝወሰድዎ ስጉምቲ እቲ…
ቢዝነስ ንኣትሌታትን ኣሰልጠንቲን ሽልማት ተበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ክልል መንግስቲ ኣብ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ሜዳልያ ንዘርከቡ ኣርባዕተ ኣትሌታትን ኣሰልጠንቲን ሽልማት ተበርኪቱ። ንሰለሞን ባረጋ 500ሺህ ብር፣ 10 ሺሕ ካሬሜትር ኣብ ወልቂጤ ከተማ ንኢንቨስትመንት ቦታ ከምኡውን ናይ ማዕርግ…
ስፓርት ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ፖሊስ ስፖርት ክለብ ኣባል ዝኾነ ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ። ኣብ ቶክዮ ኦሎምፒክ ዝተሳተፈ ጉጅለ ለኡኽ ኣብ ደቡብ ክልል ሀዋሳ ከተማ አቀባብላ ዝተገበረሉ እንትኸውን÷ ናይቲ ክልል ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጁንታ ንህፀናት ኣደንዛዚ እፅ ብምሃብ ንሞት ይዳርጎም ኣሎ-ኢዱ ንመከላከያ ዝሃበ ህፃን Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ንህፀናት ብምግዳድ ናብ ጦርነት ድሕሪ ምውሳዱ ኣደንዛዚ እፅ ብምሃብ ንሞት ይዳርጎም ከምዘሎ ኢዱ ንመከላከያ ዝሃበ ህፃን ኣረጋጊፃ። ናይ 13 ዓመት ህፃን ግርማይ ብሩ ኣብኡን እንኡን ምሟቶም ስዒቡ ኣብ ጎደና ዝነብር ዝነበረ ኢዩ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ፀሓይ ሕሶት እንትትጠልቕ መፃወዲያ ሽርሐኛታት ክብጠስ ኢዩ!!” Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተውሃበ መግለፂ ኩሉ ግዘ ቅድሚ ምውግሑ ዓሚቕ ፀልማት ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ስግግር ምሸትን ወጋሕታን ዘይሓለፈ ወለዶ የለን። ብርቱዕ ፀልማት ዋግዋጎ ወጋሕታ ዘብስር ስለዝኾነ፣ እቲ ምሸት መሲዩ እንተተረፈኸ? ወይ ድማ ወጋሕታ እንተዘይመፅአኸ?’ ኢልና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ብውሑዱ ህይወት 304 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ብውሑዱ ህይወት 304 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 2 ዝተመዝገበ ራዕዲ መሬት ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ሰባት ቆሲሎም ተባሂሉ። ትማሊ ቀዳም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ መደወላቡ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መደወላቡ ቀፅሪ ሻሸመኔ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 178 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘፈር ትምህርቲ ቢዝነስ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ ዘሎ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ጥፍኣት ጁንታ ንመወዳእታ ግዘ ንምቕባር ተሓባቢርና ንስራሕ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ጁንታ ንመወዳእታ ግዘ ንምቕባር ተሓባቢርካ ምስራሕ ከምዝግባእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ግብረ ራዕዲ ህወሓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹን ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹን ሰልፊ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ኣካይዶም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ግምባር ወሎ ተረኺቦም ኣብቲ ቦታ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበረታቲዖም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ግምባር ወሎ ወረዳ ኣምባሰል ከተማ ውጫሌ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበረታቲዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፁዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዛ ሃገር…