ኣባላት ሰራዊት ምብራቕ እዝ ኣብ ግምባር ዓፋር ኣሸባሪ ሓይሊ ብምድምሳስ ዘኹርዕ ተግባር ይፍፅም ኣሎ-ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩም
ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 8 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ብዘይምቕባሉ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ብምትሕብባር ንሓንሳብን መወዳእታን ንክድምስሶ ኣንፈት ከምዝተውሃበ ዋና ኣዛዚ ምብራቕ እዚ ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩም ኣፍሊጦም።
ኣባላት…