ኣብ ከተማታት ድንገተኛን ፅኑዕን ሕሙማት ኣገለግሎት ሕክምናንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ድንገተኛን ፅኑዕን ሕሙማት ኣገለግሎት ሕክምናንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
ኣብዚ ዘለናሉ እዋን ወረርሽን ኮረና፣ ሕማም ዓሶ፣ ሓደጋ ትራፊክ ሓዊሱ ካልኦት ሓደጋታትን ሕማማትን ኣብ ዓውዲ ጥዕና…