ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘዉዴ ምስ ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፈንድ ልምዓት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘዉዴ ምስ ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፈንድ ልምዓት ኣብ ኢትዮጵያ ማዊራ ቺቲማን ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ እቲ ተፀዋዒ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ እናካየዶ ብዛዕባ ዝርከብ ሰፊሕ ስራሕቲ ምጥንኻር ዘበናዊ ሕርሻ ዝምልከት ገለፃ…