ብሓይሊታት ወፃኢ ድኹምን ተለኣኣኺን መንግስቲ ንኽጣየሽ ዘሎ ድሌት ብፍፁም ክዕወት ኣይኽልን – ኣይተ ርስቱ ይርዳው
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊታት ወፃኢ ድኹምን ተለኣኣኺን መንግስቲ ንኽጣየሽ ዘሎ ድሌት ብፍፁም ክዕወት ከምዘይኽል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ገሊፆም።
እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ…