ጉጅለ ራዕዲ ኦነግ ሸኔን ህወሓትን ብሕቡእ ዝፍፅምዎ ዝነበሩ ተግባር ጥፍኣት ንምቕፃል ብዕሊ ምስምዕምዖም ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብግብረ ራዕዲነት ዝተፈረጁ ኦነግ ሸኔን ህወሓትን ቅድመ ሐዚ ብሕቡእ ዝፍፅምዎ ዝነበሩ ተግባር ጥፍኣት ብሓባር ንምቕፃል ብዕሊ ምስምዕምዖም ኣፍሊጦም።
መራሒ ኦነግ ሸኔ ድሪባ ኩምሳ (ጃል መሮ ) ምስ ኣሶሺየትድ ፕሬስ ኣብ…