Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2021

ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ኣተሓሳሲቡኒ-ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ከምዘተሓሳሰቦ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ምስ ፋና ብሮድካስቲነግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ መዝንጋዕን ሸለልተኝነትን ህሕረተሰብ የተሓሳስብ ኢዩ ኢሎም።…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ኩለመዳይ ምርቓት ሓይሊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ሃገር ካብ ፀላኢ ንምክልኻል ዝስለፉ ኩለመዳይ  ሓይሊታት ኣሰልጢኑ እናመረቐ ይርከብ፡፡ እቶም ሰልጠንቲ ካብ 18 ክሳብ 40 ዕድመ ዘለዎም እንትኾኑ፥ ፖለቲካዊን ወታደራዊን ስልጠና ዝወሰዱ ኢዮም። መብዛሕተኦም ሰልጠንቲ ናብ ሰራዊት…

ኣብ ብርሸለቆ መሰረታዊ ውትድርና መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ መበል 34 ዙር ምልምል ሰልጠንቲ ስነስርዓት መኽፈቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ብርሸለቆ መሰረታዊ ውትድርና መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ መበል 34 ዙር ምልምል ሰልጠንቲ ስነስርዓት መኽፈቲ ኣካይዱ። ኣብቲ መኽፈተ መደረ ዝገበሩ ዋና ኣዛዚ እቲ  መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ኮሎኔል ጌታቸው ኣሊ፥ ሃገር ና ብቅንዕና ንምግልጋል ሞያ…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስሩዕ ኣገልግሎቱ ይህብ ኣሎ- ኣምባሳደር ፍጹም አረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ዲ.ሲ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስሩዕ ኣገልግሎቱ ይህብ ኣሎ ክብሉ ኣምባሳደር ፍጹም አረጋ ገሊፆም። ኣምባሳደር ፍጹም አረጋ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ሓደ ሓደ ኣካላት ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንግተን ዲ.ሲ. ዘሎ…

ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ኣካል ድጋፍ ናውቲን ናይ ሓደ ወርሒ መሃያን ደገፍ ገይሮም። ኣብ ምምካት መጥቃዕቲ ኣሸባሪ ህወሓት  ንዝተዋፈረ  ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝውዕል  30 ዊልቼር፣…

ቻይና ደገፍ ክታበት ኮቪድ 19 ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣  4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኻልኦት ሃገራት እትገብሮ ደገፍ ክታበት ኮቪድ 19 ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ። ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ  ጂንፒንግ ኣብ ዓለም ለኻዊ መድረኽ ምትሕብባር ኮቪድ 19 ኣብ ዝበርዎ መደረ፥ እቲ ለበደ ሕጂ እውን ይስፋሕፈሕ ከም ዘሎ…

ሰራሕተኛታት ዩንቨርስቲ ደብረ ብርሃን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣  4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ዩንቨርስቲ ደብረ ብርሃን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም። ናይ ደብረ ብርሀን ዩኒቨርሲቲ ፕሬዝዳንት ዶክተር ንጉስ ታደሰ፥ ኣገር ዝአተወቶ ፀገም ንምውፃእ ብሓባር ደው ምባል…

ንጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ንህቦ ዋላ ሓደ ሓፂር እዋን ኣይህሉን – እዚ ምዕራብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ንህቦ ዋላ ሓደ ሓፂር እዋን ከምዘይህሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ሜጀነር ጀነራል መሰለ መሰረት ገሊፆም። ሜጀር ጀነራል መሰለ መሰረት ኣብ ውሽጢ እቲ እዚ ዝርከብ መበል 314 ኮር ኣባላት መበል 31ን 54ን ክፍለ ሰራዊት እናወሰዱዎ…

ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሓፂር እዋን ንምጥፋእ መንግስታት ክልልን ፌዴራልን ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ – ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሓፂር እዋን ንምጥፋእ መንግስታት ክልልን ፌዴራልን ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ሓበሬታ ድሕንነት  ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ብምዕራድ ንመንግስታት ክልልን…

ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዝተመሓላለፈ መልእኽቲን ሃገራዊ ፃውዒትን!

ሃገርና ኢትዮጵያ ኣብ ዘበናት ዘጋጠሙዋ ፈተናታትን ዝገጠሙዋ ሓይሊታት ክፍኣትን ኩሎም ስዒራ ብምልዓል ተሓፊራን ተኸቢራን ናፅነታ ሓሊያ ነይራ ኢያ። ጀጋኑ ኣዶታትናን ኣቦታትናን ናይ ወፃ ወረርቲ ሓይሊታት ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ውሽጢ ባንዳታት ብምምብርካኽ ናይ ሎሚ ኢትዮጵያ ብነብሶም ተወራሪዶም ንዓና…