Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2021

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ህፃናትን ንፁሃን ዜጋታትን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ትዴፓ ኮኒኑዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ /ትዴፓ/ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ህፃናትን ንፁሃን ዜጋታትን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ኮኒኑ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ 107 ህፃናት ሓዊሱ 240 ንፁሃን ዜጋታት ምቕታሉ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ኣብ ልዕሊ ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ጅምላዊ መቕተልቲ ፈፂሙ ኢዩ – ኣይተ ኣወል ኣርባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታት ኣብ ልዕሊ ህፃናት፣ ደቂ ኣንስትዮን ኣረጋውያንን ጅምላዊ መቕተልቲ ከምዝፈፀመ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣፍሊጦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ…

ሃገር ናይ ምፍራስ ድሌት ባንዳታት ንምምካት ህዝቢ ብሓድነት ጠጠው ክብል ይግባእ – ኣይተ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ልገሳ ኣካይዶም፡፡ ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብቲ እዋን ከምዝገለፁዎ፥ ሕልሚ ሃገር ምፍራስ ባንዳታትን ኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ወፃኢን ዝገብሩዎ ወራር ህዝቢ ብሓድነት ጠጠው ብምባል…

ኣብ ደብረ ማርቆስ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ መናእሰይ መርሃ ግብሪ ምረቓ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ከተማ ደብረ ማርቆስ ፃውዒት ወፍሪ ህላወ ክተት ኣምሓራ ተፀምቢሮም ስልጠና ዝወሰዱ መናእሰይ መርሃ ግብሪ ምረቓ ተኻይዱ፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ደብረ ማርቆስ ኣደባባይ ንጉስ ተክለሃይማኖት ከምዝተኻየደ ካብ ፓርቲ ብልፅግና…

ዳያስፖራ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ምትሕብባርን ምትእምማንን ንኽህልወ ክስራሕ ኢዩ – ሉኡኽ ጓድ ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ዳያስፖራ ዘሎ ምክፍፋል ንምውጋድን ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ምትሕብባርን ምትእምማንን ክፍጠር ንምግባር ከምዝሰርሕ ሉኡኽ ጓድ ሰላም ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣካቢ እቲ ሉኡኽ ፕሮፌሰር ብሩክ ሃይሉ በሻህ፥ እቲ ሉኡኽ ኣብ ዝሓለፉ…

ኢትዮጵያዊ ስድራቤት ምስ ትምህርቲ ዘለዎ ምትእስሳር ዘርኢ ፎቶ ተዓዋቲ ብሉፅ ፎቶ ምድሪ እዚ ዓመት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓደ ኢትዮጵያዊ ስድራቤት ምስ ትምህርቲ ዘለዎ ምትእስሳር ዘርኢ ፎቶ ተዓዋቲ ውድድር ብሉፅ ፎቶ ምድሪ 2021 ከምዝኾነ ተገሊፁ። በቢዓመቱ ዝካየድ ውድድር ፎቶ ምድሪ 2021 ተዓወትቲ ዕላዊ ኮይኖም። ኣብቲ ውድድር ሮዚ ሃላም…

ኤክስፖ ዱባይ 2020 1 ጥቅምቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ኮቪድ ተናዊሑ ዝነበረ ኤክስፖ ዱባይ 2020 ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፕውያን 1 ጥቅምቲ 2021 ክጅምር ኢዩ። እቲ ኤክስፖ ብዝተፈላለየ መልክዑ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ሰፊሕ ዕድል ዝፈጥር ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ ኤክስፖ ንኢትዮጵያ ዝገልፁ…

ህፃናት ናብ ኩይናት እናተሳወሩ ኣብ ሞት ዝርከብ ህዝቢ ትግራይ ነቲ ኣሸባሪ መጥቀሚ ክኸውን ኣይግባእን-ምርኮኛታት  

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንም ዘይፈልጡ ህፃናት ናብ ኩይናት እናተሳወሩ ኣብ ሞት ዝርከብ ህዝቢ ትግራይ ነቲ ኣሸባሪ መጥቀሚ ክኸውን ኣይግባእን ክብሉ ምርኮኛታት እቲ ኣሸባሪ ህወሓት ገሊፆም። ካልአይ መምበረ ኣብ ፈንቲ - ረሱ ግንባር  ኣብ ዝተኻየደ ውግእ ቆሲሉ ዝተማረኸ…

ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጥቕዓት ዝበፅሖም 48 ንፁሃን ዜጋታት ክትትል ሕክምና እናገበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጥቕዓት ዝበፅሖም 48 ንፁሃን ዜጋታት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዱብቲ ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም ጉጅለ ጋዜጠኛታት ካፍቲ ቦታ ፀብፂቡ። ንፁሃን ዜጋታት ካብ ከቢድ ክሳብ ቀሊል ጉድኣት በፂሑዎም ከምዝመፅኡ…

ኬንያን ሶማሊያን ርክበን ንምምሕያሽ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያን ሶማሊያን ንዓማውቲ ተዘሓሒሉ ዝነበረ ዲፕሎማሲያዊ፣ ንግዲን ጀክልተኣዊን ርክበን ንምምሕያሽ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ኣብ መቃዲሾ ዘካየዱዎ ሓበራዊ ልዝብ ስዒቡ ኢዩ ኣብ…