ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ህፃናት ዝበፅሐ ጨፍጫፍ ኮኒኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ቃሊ ኩማ ኣብ ዝተብሃለ ጥዕና ጣቢያ ኣፅሊሎም ኣብ ልዕሊ ህፃናት ዘካየዶ ጨፍጫፍ ኮኒኑ።
ዳይሬክተር ጉዳያት ሕጊ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ደረጀ ተግይበሉ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ…