Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2021

ሃፍቶም ብትኽክል ምምዝጋቦም መረጋገፂ ካብ ሞንጎ ዝተሰርሐሎም ኣካላት እቶም 47 ሚኢታዊ ዝኾኑ ዝሃቡዎ ሓበሬታ ዝተሰሓሓተ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ሃፍቶም ብትኽክል ምምዝጋቦም መረጋገፂ ካብ ሞንጎ ዝተሰርሐሎም መመዝገብቲ ሃፍቲ እቶም 47 ሚኢታዊ ዝኾኑ ዘመዝገቡዎ ሓበሬታ ሃፍቲ ዝተሰሓሓተ ከምዝኾነ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ስነ-ምግባርን…

ኣሸባሪ ህወሓት ብሓድነት ምምካትን ዘየዳግም ስጉምቲ ብምውሳድ ኢትዮጵያ ምድሓን ይግባእ-ም/ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮነን

አዲስ አበባ ፣ ነሐሴ 2 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ኣብ ኽልለት ኣምሓራን ዓፋርን  ኣሸባሪ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ወረራ፣ መጥቃዕቲ፣ ውራን መቕተልቲን ኩሉ ሰብ  ብሓድነት ክምክቶን ዘየዳግም ስጉምቲ ብምውሳድ ኢትዮጵያ ምድሓን ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ጀንታ ህወሓት ኣብ ዞባ ፈንታ ረሱ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰበኽ ሳግም ብዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጀንታ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ፈንታ ረሱ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰበኽ ሳግም ብዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ጉድኣት ንዝበፅሖምን ኣብ ሆስፒታል ዱብቲ ሕክምንኦም ዝከታተሉ ዘለዉን ዜጋታት ናይ ምግብን ኣልባሳትን ደገፍ ተገይሩ። ሓላፊት ቢሮ ህፃናትን ደቂ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትህነግ ንምውጋዝን ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍን  ዝተየኻየደ ሰልፊ ብሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትህነግ ንምውጋዝን ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍን  ዝተየኻየደ ሰልፊ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ ኣካላት ድማ አመስጊኑ። ብተወሳኺ ነባሪ እታ…

ኣብ ሰለስተ ጣቢያታት ክልል ዓፋር ሓደጋ ውሕጅ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣  2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰለስተ ጣቢያታት ክልል ዓፋር ሓደጋ ውሕጅ ኣጋጢሙ። እቲ ኣብ ዞባ ኣዉሲ-ረሱ ወረዳ ኣይሳኢታ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ካብ 28 ሓምለ ኢዩ ጀሚሩ። ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ህፁፅ ምላሽን ቅድመ መጠንቀቕታን ቤት ፅሕፈት ሓደጋን…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዓቕምን ብቕዓትን  የብሉን – ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዓቕምን ብቕዓትን  የብሉን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሱማሊ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም። ኣብ ክልል ሱማሌ ወረዳ ብርቆድ  ሻለቃ ከደር መሓሙድ ማእኸል መሰልጠኒ ውትህድርና ዘሰልኖም ሚኒሻ ኣመሪቑ።…

ኣብ ሓደ መድረኽ ደገፍ ነዘደሊየም ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 140  ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ መድረኽ ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ነዘደሊየም ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 140  ሺሕ ዶላር ከምዝተኣከበ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍፁም ኣረጋ ገሊፆም። በዚ ድማ ሓዱሽ ክብረ ወሰን ከምዝተመዝገበ ሓቢሮም። እቲ ድጋፍ ንክርከብ…

ኢትዮጵያ ብፃዕሪ ደቃ ተሓፊራን ተኸቢራን ንዘላለም ክትነብር ኢያ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብፃዕሪ ደቃ ተሓፊራን ተኸቢራን ንዘላለም ክትነብር ኢያ ክብሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም  ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሸባሪ ጉጅለ ትህነግ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ…

ጁንታ መናእሰይና ብስናይፐር ቀቲሉልና እዩ እሞ እዚ ተግባሩ ንክደግም ኣይንፈቅድን-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ መናእሰይና ብስናይፐር ቀቲሉልና፣ ዘሪፉና መቓቒሉና እዩ እሞ እዚ ተግባሩ ንክደግም ኣይንፈቅድን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። ኣብ መስቀል ኣደባባይ ኣብዝተኻየደ  ሰልፊ መደረ ዝገበሩ እቶም  ርእሰ ምምሕዳር…

ኢትዮጵያውያን ብድምፆም ዝመረፅዎ መንግስቲ እንበር ባምቡላ መንግስቲ ኣይንደልን- ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 2፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ብድምፆም ዝመረፅዎ መንግስቲ እንበር ባምቡላ መንግስቲ ኣይንደልን ክብላ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ንምውጋዝን ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍን ኣብ…