ቅድመ ሐዚ ደቅና ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንክፅንበሩ ሊኢኽና፤ ሐዚውን ክንልእኽ ኢና-ሰልፈኛታት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድመ ሐዚ ደቅና ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንክፅንበሩ ሊኢኽና፤ ሐዚውን ክንልእኽ ኢና ክብሉ ሰልፈኛታት ገሊፆም።
እቶም ሰልፈኛታት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ደገፍ ብምግላፅ ብኣንፃሩ ድማ ምንቅስቓስ ፀረ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ብምውጋዝ…