ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ባህሊ ካፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ባህሊ ካፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ። ነቲ ማእኸል ዝኸውን ርኽክብ ቦታ ይካየድ ኣሎ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካፋ ሓዊሱ ንዝተፈላለዩ ብሄር ብሄረሰባት ዝኸውን ማእኸል ባህሊ መህነፂ ቦታ ዝህብ ዘሎ ምዃኑ ይፍለጥ። እዚ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ሃብታሙ ኣበበ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ናይ ምምሃር ምስምሃር፣ ኣገልግሎት ምርምርን ማሕበረሰብን ፅሬት፣ ፈትሓውነት፣ ተበፃሕነትን ኣግባብነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር ምድላዋቱ ዛዚሙ ናብ ወፍሪ ህልውና ተሓዊሱ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር ምድላዋቱ ዛዚሙ ናብ ወፍሪ ህልውና ከምዝተሓወሰ ቤት ፅሕፈት ምሊሻ እቲ ባ ገሊፁ። ኣብቲ ቤት ፅሕፈት መራሒ ጉጅለ ኣወዳድባ ሓይሊ ሰብን ምውፋር ፀፅታን ሰለሞን ኣለባቸው፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣወዳድባታት ዝተሓቖፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መበል ካልኣይ ዙር ምምላእ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ዘተ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ መድረኽ ፓናል ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ካልኣይ ዙር ምምላእ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ዘተ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ መድረኽ ፓናል ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ከባቢያዊ፣ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ጂኦፖለቲካዊን ፅዕንቶታት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጅማ 3 ሺሕን 868 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 868 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ሓዊሱ ከፍተኛ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምርቓት ተረኺቦም። እቲ ዩኒቨርስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰፊሕ ኣፍልጦን ልምዲን ነበር ፕሬዚዳንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ምምሃር ይጠቅም ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሣህለ ወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2021 0 አዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ሕይወት ነበር ፕሬዚዳንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ዘድሃበ መፅሓፍ ተመሪቑ። እቲ መፅሓፍ ብደራሲ ዓለምነህ ረጋሳ ዝተዘጋጀወ እንትኸውን፥ "ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ዊርቱ እና የኢትዮጵያ ዓለም አቀፍ ዲፕሎማሲ ከ1949 ዓ.ም እስከ ... " ዝብል…
ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ነሓሰ መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተነ ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2014 ዓ. ም ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ትምህርቲ ፈተነ ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2014 ዓ. ም ኣብ ዝተሓረዩ ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝጅመር ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ደኤታ እቲ ሚኒስቴር ዶ/ር ገረመው ሁሉቃ፥ ነቲ ፈተነ ዝኾና ኣብ ሕድ ሕድ ወረዳ ካብ ዘለዋ ቀዳማይ ብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ሓሊዮት ዘርእይሉ መድረኽ ኣብ ብሄራዊ ትኣትር ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ መድረኽ ኣብ ብሄራዊ ትኣትር ኣካይዶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሞያ ኪነጥበብን ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ መደረ ዝገበሩ…
ስፓርት ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ መበል ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ Gebremariam Weldegerima Aug 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ መበል ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ። ብተመሳሳሊ ብ5000 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ዝተሳተፈ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ መበል ዓስራይ ብምዃን…