ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይህብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መበርሂ ይህብ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾኑ ኣምባሳደራትን ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብን ተረኺቦም።
እቲ መብርሂ ብዋናነት ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት…