ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና ብዝብል መሪሕ ቃል ልዕሊ 55 ሚሊየን ክፋላት ሕብረተሰብ ግንዛብ ምትሓዝ ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና ብዝብል መሪሕ ቃል ልዕሊ 55 ሚሊየን ክፋላት ሕብረተሰብ ግንዛብ ምትሓዝ ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 1…