ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴንማርክ ንሰብኣዊ ርዳእታ ዝውዕል ናይ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ርዳእታ ዝውዕል ናይ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ። እቲ ሓገዝ ህፁፅ ሰብኣዊ ርዳእታ ንዘድልዮም ዜጋታት ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ፀገም ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፍሪ ‘#NoMore’ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ክሳብ ዘይተለዓለ ክቕፅል ኢዩ – መተሓባበርቲ እቲ ወፍሪ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝተጀመረ ወፍሪ ሃሽታግ የኣክል ወይድማ ‘#No_More’ ኣሜሪካን ካልኦት መሻርኅታን ኢደን ካብ ኢትዮጵያ ክሳብ ዘየልዐላ እዋን ተጠናኺ ከምዝቕፅል መተሓባበርቲ እቲ ምንቅስቓስን ትማሊ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ዝተኻየዱ ሰልፊታት ዘሰናድኡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነቲ ኲናት ህልውና ምፅዋር ዘኽእል ኢኮኖሚ ንምህናፅ መንግስቲ ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነቲ ኲናት ህልውና ምፅዋር ዘኽእል ኢኮኖሚ ንምህናፅ መንግስቲ ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃብኦ መግለፂ፡- ነቲ ኲናት ህልውና ምፅዋር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 800 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥራሕ ልዕሊ 800 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ከምዝተኣከበ መተሓባበሪ ዳያስፖራ “ኣይዞኺ ኢትዮጵያ" ገለፁ። “ኣይዞኺ ኢትዮጵያ" ኣብ ዝሓለፉ 48 ሰዓታት ካብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ኣሜሪካ ዝተኣከበ ሓገዝ ገንዘብ ዕላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2013/14 ዓ.ም 13 ሚሊየን ኬክታር መሬት ንምልማዕ ተሓሲቡ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2013/14 ዓ.ም 13 ሚሊየን ኬክታር መሬት ንምልማዕ ተሓሲቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ እዋን ክረምቲ ዘበነ ምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራ ሕጋዊ ብዝኾ መልክዑ ገንዘብ ብምልኣኽ ሓገዙ ንኽቕፅል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ገንዘብ ሕጋዊ ብዝኾ መልክዑ ናብ ሃገር ንኸመሓላልፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂበን መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተደሚሮም ንሓቂ ጠጠው ንዝበሉ ዳያስፖራታት ኢትዮጵያውያንን ቀርኒ ኣፍሪካን ናእዳይ ይገልፅ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ተደሚሮም ንሓቂ ደው ንዝበሉ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራታት ቀርኒ ኣፍሪካንናእደኦም ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምድማር ናይ ምክፍፋል ሓፁራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካን ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ወይዘሮ ሚስራ ብደላ፣ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ፓርተ ብልፅና እቲ ክልል ኣይተ ኣብዱልጀባር መሓመድ ሓዊሱ ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስረታ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚን ፅባሕን ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ፍልይቲ ወረዳን ብሓባር ዘጣይሸኦ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚን ፅባሕን ኣብ ዝካየዱ መረሃ ግብሪታት መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ክምስረት ኢዩ። ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ 20 መስከረም ኣብ ዘካየዱዎ ህዝበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውዙዕ ሓበሬታ ኣብ ዘጋውሑ ትካላት ሚዲያ ዝውሰድ ስጉምቲ እርማት ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ዘንበሮም ሕደ ደምቢታትን ስነ-ምግባር ሞያን ብምጥሓስ ውዙዕ ሓበሬታ ኣብ ዘጋውሑ ትካላት ሚዲያ ዝውሰድ ስጉምቲ እርማት ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ መሓመድ እድሪስ ኣፍሊጦም።…