ኢትዮጵያውያን ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ኣብ 27 ዓለም ለኸ ከተማታት ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ሰልፊ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣብ 27 ከተማታት ንመንግስቲ ኣሜሪካን ሓደ ሓደ ምዕራባውያን መንግስታትን ኣብ ልዕሊ ኢትዮያ እናገበሩዎ ዝርከቡ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ካብ ደቡብ ኣፍሪካ ክሳብ ዋሸንግተን ዲሲ ፃዕዳ…