ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ህንፀት ዘላቒ ሰላም ንምስራሕ ዘኽእል መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ ስራሕቲ ህንፀት ሰላም ብዘላቕነት ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ምስ ትካል ተራድኦ ጀርመን (ጂ አይ ዜድ) ተፈሪሙ። እቲ ሰነድ ተፈሪሙ ዘሎ ስራህቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰልሰተ ዓመታት እናተሳለጡ ዝነበሩን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፍርያት ሕርሻ ዘሎ ዓቕሚ ንምጥቃም ሸንሸል ዛሕሉ ዝሓለወ ፍርያት ምቕራብ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፍርያት ሕርሻ ዘለዋ ዓቕሚ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ሸንሸል ዛሕሉ ዝሓለወ ፍርያት ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ብፍላይ ፍርያት ኣቮካዶ ብቅልጡፍ ናብ ዝድለ ዕዳጋ ምቕራብ ብኽነት ፍርያት ካብ ምትራፉ ሓሊፉ ፍርያት ኢትዮጵያ ተመራፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም መጣየሺ ማእኸል ዲፕሎማሲ ኣብ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ፕሮግራም መጣየሺ ማእኸል ዲፕሎማሲ ይካየድ ኣሎ። “ኩሉ ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ከም ሓደ ዜጋ ንሃገሩ ዲፕሎማት ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዘሎ ፕሮግራም ዝተረኸቡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልኪ ንሰራዊት ምክልኻል 105 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልኪ ንሰራዊት ምክልኻል 105 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮን ኣዴታትን ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ምድላው ስንቂን መርሃ ግብሪ ልገሳ ደምን ኣካይደን። እቲ ክፍለ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ፈረንሳይ ብዝተገበረ ፍተሻ ብዙሓት መዐወኒ ሓሽሽ፣ መሳርሒታትን ካልኦት ናውቲን ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ከባቢ ፈረንሳይ ፖሊስ ብዝገበሮ ፍተሻ ብዙሓት መዐወኒ ሓሽሽ፣ ናይቲ ግብረ ራዕዲ መልእኽ ዝሓዙ በረርቲ ወረቓቕቲ፣ ቲሸርትታትን መሳርሒታትን ከምኡ እውን ብዙሓት ናይ ሓይሊ ፀፅታ ክዳውንቲ ከምዝሓዘ ገሊፁ። ኣዋጅ ህፁፅ እዋን…
ቢዝነስ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኣርባዕተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት 133 ቢሊየን 381 ሚሊየን 670 ሺሕ ብር ንምእካብ ተሓሲቡ ኢዩ 123 ቢሊየን 962 ሚሊየን 650 ሺሕ ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ ልዕሊ 9 ሺሕ ሲምካርድ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማ ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ 9 ሺሕን 375 ሲምካርድ ከምዝተትሓዘ መምርሒ ፖሊስ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ኮማንደር ፉፋ መገርሳ ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ካብቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣግምባር ባቲ ኣሳጊታ ድፋዕ ፀላኢ ተሰቢሩ፣ እምባ ተደፊሩ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣግምባር ባቲ ኣሳጊታ ዘለን ዘየለን ዓቐሙ ኣተኣኻኺቡ ዝመፅ ፀላኢ ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ። ኣርሚ 4 ዝተብሃለ ሰራዊት ፀላኢ ምስ ተደራቢ ሓይሉ ሰሙን ሙሉእ ኣናተቐጥቀጠ ትማሊ ሙሉእ መዓልቲ ኣብ ዝወሰደ ውግእ ብሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ወርቂን ብሪን ገይፂታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኖም ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣብ መንበሪ ገዛ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ብርበራ ልዕሊ 8 ኪሎ ግራም ወርቂን ብሩርን ተኸዚኑ ከምዝተረኸበ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መምርሒ ፖሊስ እቲ ክፍለ ከተማ ካብ ሕብረተሰብ ብዝበፅሖ ሓበሬታ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ምዕራብ ሸዋ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ኣባልት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ተደምሲሶም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ምዕራብ ሸዋ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ኣባልት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ከምዝተደምሰሱን ብዙሓት ድማ ከምዘተማረኹን ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ከምዝሓበሮ፥ ካብ 2 ጥቅምቲ ክሳብ 8 ሕዳር…