ንዜጋታት ወፃኢ ብፍሉይ መልክዕ ማእኸል ዝገበረ ኣፈፃፅማ ሕጊ የለን – ኣምባሳዳር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዜጋታት ወፃኢ ብፍሉይ መልክዕ ማእኸል ዝገበረ ኣፈፃፅማ ሕጊ የለን ክብሉ ኣምባሳዳር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም፡፡
ኣምባሳደር ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ዓለም ለኸ ትካላትን ኤምባሲታትን ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ስዒቡ ቅሬታ እናልዓሉ ምዃኖም ገሊፆም፡፡…