ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ብራሰለስ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ብምቅዋም ኣብ ከተማ ብራሰለስ ፊት ንፊት ቢሮ ሕብረት ኣውሮፓ ሰልፊ ተኻይዱ።
ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘይተገበአ ፅዕንቶ ብምቅዋም ብኣማኢት ዝቑፀሩ ካብ…