ኣብ እንግሊዝ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ልዕሊ 152 ሺሕ ፖውንድ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ልዕሊ 152 ሺሕ ፖውንድ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ።
ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እንግሊዝ “ሓደ ሽህ ድራር ንግድብ ህዳሰ” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ…