Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2021

ኣብ ወፍሪ ህልውና ጉድኣት ንዝበፅም ኣባላት ሰራዊት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክን ዝተፈላለዩ ቤት ዕዮ ሚኒስትራትን ኣብ ወፍሪ ህልውና ጉድኣት ንዝበፅም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘውፅ ሓገዝ ናውቲ ገይሮም። እቲ ሓገዝ ዝገበሩ ትካላት፥ ኮሚሽን ጉምሩኽ፣ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ…

ኢትዮጵያ መባፅቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መባፅቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን። “ብቴክኖሎጂ ሓያል ንምዃን ኢትዮጵያ ዘለዋ ጉዕዞ” ብዝብል ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ መደረ ዘስመዓ እተን ሚኒስትር ዲኤታ፥…

ኢትዮጵያ ብፀገም እናሓለፈት ትኹን እምበር ምዕባለ ካብ ምርግጋፅ ንደሓር ኣይትብልን –  ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብፀገም እናሓለፈት ትኹን እምበር ምዕባለ ካብ ምርግጋፅ ንደሓር ከምዘይትብል ሚኒሰስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ምስ ኣምባሳደር ኒውዝላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሚካኤል ኣፕተን ተዛቲየን። ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝነበረ ፈተና 12 ክፍሊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝነበረ ፈተና 12 ክፍሊ ተዛዚሙ። 36 ሺሕን 401 ተምሃሮ ንፈተና ዝተመዝገቡ እንትኾኑ፥ ቁፅሪ ፈተና ዝወሰዱ ተምሃሮ ግን 35 ሺሕን 856 ከምዝኾኑ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ ኣይተ ዳኘው…

መላእ ህዝቢ ዝተገበረሉ ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሉ ብዝገበሮ ዝተዋደደ ምንቅስቓስ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ዘኹርዕ ዓወት ተመዝጊቡ – እዚ ኣዋጅ ህፁፅ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መላእ ህዝቢ ዝተገበረሉ ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሉ ብዝገበሮ ዝተዋደደ ምንቅስቓስ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ዘኹርዕ ዓወት ከምዝተመዝገበ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። ኣፈፃፅማ እቲ ኣዋጅ ዝከታተልን ብላዕለዋይነት ዝመርሖን መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ…

ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣርምኡ ቀይሩ 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ቅድሚ ሕዚ እናተፀቐመሉ ዝነበረ ትካላዊ ኣርማ ምቕያሩ ተወካሊ ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ብርጋዴር ጄነራል ኣስፋው ማመጫ ኣፍሊጦም። እቶም ብርጋዴር ጀጄነራል ቅድሚ ሕዚ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣርማ ቀይሩ ዘሎ ምስ ዝተፈጠረ…

መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወዲቦም ከተመኦም ይሕልዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 27 ሺሕ መናእሰይ ተወዲቦም ሰላምን ፀፅታን ከተመኦምን ከባቢኦምን እናሓለዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ሓላፊ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ኣብርሃም ታደሰ፥ ኣብታ ከተማ ምንቅስቓስ ኣካላት ፀረ ሰላም…

ብናይ ሕሶት ወፍሪ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተሓሰበ ነገር ክዕወት ኣይከኣለን – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢብዛዕባ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዓበይቲ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ተመሳሳሊ ብዝኾነ መልክዑ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ብምፍናው ወፍሪ የካይዱ እምበር ዝሓሰቡዎ ከዕውቱ ከምዘይከኣሉ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…

ስዕረት ታሪኽና ኣይኮነን – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ስዕረት ታሪኽና ኣይኮነን” ክብሉ ገሊፆም። መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ሓደ ጉዳይ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር “ፃውዒት ህልውናን ርብርብ ምድሓን ሃገርን” በዝብል መሪሕ ቃል ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ…

ኣብ ወፍሪ ህልውና መስዋእትነት ንምኽፋል ከምዝተዳለወ ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ውሽጢ ሃገር ጀሚሩ ክሳብ ወፃኢ ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን እናበፅሐ ዝርከብ ፅዕንቶ ንምምካት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ መስዋእትነት ንምኽፋል ድሉው ከምዝኾነ ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ኣተሓባባሪ ቤት ምኽሪ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ…