ሓሙሽተ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ኣርባዕተ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ 72 ናይ ሕሶት ዜና ሰሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲኤንኤን፣ ኣልጀዚራ፣ ቢቢሲ፣ ኣሶሼትድ ፕረስን ፍራንስ 24 ዝተብሃሉ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ መዓልቲ 72 ናይ ሕሶት ዜናታት ከምዝፈነዉ ተሓቢሩ።
ኣብ ቴሌቪዥን ኢቢኤስ ዝመሓላለፍ መደብ ቴክቶክ ኣሰናዳኢ ዝኾነ ሰሎሞን ካሳ…