ብናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳን ወፍሪ ሚዲያን ምስሊ ሃገረይ ኣይበላሾን – ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝተዓደሙ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳን ወፍሪ ሚዲያን ምስሊ ሃገረይ ኣይበላሾን ክብሉ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝተዓደሙ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም።
ትማሊ ንወረርቲ ኣይተምበርከኽናን፤ ሎሚ እውን እይንምብርከኽን!
ንፅዕንቶ ወፃኢ ዝምበርከኽ መንነት…