ሓላፍነት ዝጎደሎም ማሕበራዊ ሚዲያ ገፃትን ‘ማሕበራዊ ኣነቓቓሕቲ ኢና’ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ከምዘይዕገስ መንግስቲ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነት ዝጎደሎም ማሕበራዊ ሚዲያ ገፃትን ‘ማሕበራዊ ኣነቓቓሕቲ ኢና’ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ከምዘይዕገስ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ መንግስቲ ዘቕረቦ ሃገር ናይ ምድሓን ፃውዒት…