Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2021

ፓርቲ ብልፅና ክልል ሃረሪ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ክልል ሃረሪ ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ሓፈሻዊ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘቲዩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበሉዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህሓትን ሉኡኻቱን…

ሰማእታት 24 ጥቅምቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተሓሲቡ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተሰዉኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዕዚ ሰሜን ኣብ ደቡብ ሱዳን ቀፅሪ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተሓሲቡ ውዒሉ። እቲ ዝኽሪ ሰማእታት “ክብሪ ንኢትዮጵያ ክብሉ ንዝተሰውኡ ጀጋኑ” ብዝብል…

ኣብ ከተማ ጎንደር ንሰራዊት ስንቂ ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ንሰራዊት ስንቂ ምድላው ይግበር ኣሎ። ነበርቲን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ክፍለ ከተማታት ፋሲልን ጃንተከልን ደጀንነቶም ንምውፃእ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ፋኖን ሚሊሻን ናይ ደረቕ ራሽን ምድላው ይግበር…

ናይ መወዳእታ ታሪክ ባንዳታት መቓብር ኢዩ-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ናይ መወዳእታ ታሪክ ባንዳታት መቓብር ኢዩ ኢለን። ኣብ ታሪክ ኢትዮጵያ ምስዓር ኣይፍቀድን ዝበላ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ናይ መወዳእታ ታሪክ ባንዳታት መቓብር ኢዩ ክብላ ኣፍሊጠን። እተን…

ማእኸል መሰልጠኒ ናይ ፍሉይ ወፍሪታት ሓይሊ ኮማንዶታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ናይ ፍሉይ ወፍሪታት ሓይሊ ኮማንዶታት ንመበል 36 ግዘ ዘሰልጠኖም መሰረታዊ ወታደራት ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ። ፍልፍል፡- ፌስቡክ ገጽ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!…

ኣባላት መርማሪ ቦርድ ኣፈፃሚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንምስያም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣባላት መርማሪ ቦርድ ኣፈፃሚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንምስያም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ። ነቲ መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፤ ኣይተ ለማ ተሰማ - ብኣካቢነት ወይዘሮ ወርቀሰሙ ማሞ - ብምክትል ኣካቢት ክመርሑዎ…

ሓይሊ ኣየር ንጉጅለ ህወሓት ይድምስሶ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ንጉጅለ ህወሓት ክድምስስን ስርዓተ ቀብሩ ክፍፅምን ዘኽእለ ስራሕ ብብቕዓት ይፍፅም ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ምክትል ኣዛዚን ናይ ሎጂስቲክስ ኣዛዚን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብርጋዴር ጀኔራል ነገራ ሌሊሳ ንኢፕድ ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓይሊ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ን6 ኣዋርሕ ተፈፃሚ ዝኸውን ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መርሚሩ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ዝቐረበሉ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መርሚሩ ኣፅዲቑ። ቤት…

ዘመትቲ ወረዳ እብናት ምፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ደቡብ ጎንደር ወረዳ እብናት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራዘመሓላለፎ ፃውዒት ተቐቢሎም ንግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንምቅላስ ናብ ጦር ግምባር ይወፍሩ ኣለዉ። ግብረ ራዕዲን ወራሪን ጉጅለ ኣብ ክልል ኣምሓራ እንብፀሖ ዝርከብ ግፍዒን መከራን…

ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ልዑል ምንቅስቓስ ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ልዑል ምንቅስቓስ ይገብር ከምዘሎ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ግዛቸው ሙሉነህ ኣፍሊጦም። ኣይተ ግዛቸው፥ እቲ ማሕበረሰብ መንግስቲ እቲ ክልል ዘቕረቦ ፃውዒት ብምቕባል ሃፍቱን ንብረቱን ንዘመቻ…