ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘመን ተሳጋሪ ዓወት ክነመዝግብ ኢና – ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዘመን ተሳጋሪ ዓወት ክነመዝግብ ኢና ክብል ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ገሊፁ። እቲ ክልለ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሃገርና ካብ ወራሪ ንምድሓን ዝኽፈል መስዋእቲ ብምኽፋል ዘበን ተሳጋሪ ዓወት ክነመዘግብ ኢና ኢሉ። ሃገርና ኢትዮጵያ በቢዘበኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምፍናው ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ምፍናው እቶም ናብ ሰራዊት ዝሕወሱ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክቐርበሉ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሎሚ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 93/1 ናይ ወፃኢ ወራር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ከሓድቲ ንምስዓር ሓድነት ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ- ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣24 ጥቅምቲ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ከሓድቲ ንምስዓር ሓድነት ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብላ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፀን። እተን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኽ ሃገር ዘለወን ድጋፍ ንምግላፅ ደም ለጊሰን። ኣብዝሃብኡ ርእይቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘጠራጥር ነገር እንተጋጥሞም ሓበሬታ ዝህብሉ ነፃ መስመር ስእኪ ዕላዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘጠራጥር ነገር እንተጋጥሞም ሓበሬታ ዝህብሉ ነፃ መስመር ስልኪ "9977" ዕላዊ ተገይሩ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ! መከላከያ ይደግፉ/ፋ! እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ሰራዊት ብወገኑ ዝተኽሓደሉ ዕለት ዘኪሮም ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ሰራዊትን ስቪል ሰራሕተኛታትን ሰራዊት ብወገኑ ዝተኽሓደሉ ዕለት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዘኪሮም ውዒሎም። ኣብቲ እዋን መስዋእቲ ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ሰማእታት ፀሎት ሕሊናን ምብራህ ጥዋፍን ከምዝተገበረሎም እውን ተገሊፁ። እቶም ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ ጎንደር ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ዝዝክር መርሃ ግብሪ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጎንደር ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ዝዝክር መርሃ ግብሪ ኣካይዶም። እቶም ነበርቲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ቀዳማይ ዓመት እንትዝክሩ ሃገራዊ ነታት ኣብ ግምት ብምእታው እቲ ወራሪ ጉጅለ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘርኢ መሰረት ዝገበረ ጨፍጫፍን ካልኦት ኢሰብኣዊ ተግባራትን ፈፂሙ-ፀብፃብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘርኢ መሰረት ዝገበረ ጨፍጫፍን ካልኦት ኢሰብኣዊ ተግባራትን ከምዝፈፀመ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ቢሮ ሰብኣዊ መሰል ውሕመ ብሓባር ኣብ ዘውፅእዎ ፀብፀብ ገሊፆም። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ቢሮ ሰብኣዊ መሰል…
ቢዝነስ ካብ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ 42 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2014 ካብ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘይቲ 42 ነጥቢ 75 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 42 ነጥቢ 85 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ምሃብ ታሴራ ነባርነት ተቛሪፁ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ድሕንነት ህዝብን ብዝተፈላለዩ መገዲታት ናብታ ከተማ ዝኣትዉ ፀጉረ ልውጣትብ ሸሊኾም ዝኣትዉን ንምክልኻል ዓሊሙ ምምሕዳር እታ ከተማ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ኩለን ወረዳታት ኣገልግሎት ምሃብ ታሴራ ነባርነት ከምዘቋረፀ…