ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ካብ ዘብፀሐሎም ኢንዱስትሪታት እቶም 11 ስራሕ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ጉድኣት ካብ ዘብፀሐሎም ኢንዱስትሪታት እቶም 11 ስራሕ ከምዝጀመሩ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ዘዕነዎምን ጉድኣት ዘብፀሐሎምን ኢንዱስትሪታት መሊስካ ንምጥያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ካቢኔ ክልል ዓፋር ዝተውሃቦም ኣንፈትን ልኡኽቶን ኣፈፃፅምኡ ገምጊሞም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ካቢኔ ክልል ዓፋር ዝተውሃቦም ኣንፈትን ልኡኽቶን ኣፈፃፅምኡ ሎሚ መዓልቲ ገምጊሞም። እቲ መድረኽ ቅድሚ ሰሙናት ኣብ ከተማ ሰመራ ብዝተኸየደ መድረኽ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ዝተቐመጡ ኣንፈታትን ዝተውሃቡ ልኡኻትን ኣፈፃፅመኦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚቴ “ኣብ ዓቢዩ ጉዕዞ ናብ ሃገር” ዝግበር መርሃ ግብሪ ኣቀባብላ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ “ኣብ ዓቢዩ ጉዕዞ ናብ ሃገር” ዝግበር መርሃ ግብሪ ኣቀባብላ ዕላዊ ገይሩ። ዳያስፖራ ኣብ ፃንሒቱ ካብ ሞንጎ ዘሳልጦም መርሃ ግብሪታት፥ ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ምዕዛብን በቲ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ምሕጋዝን እዚ ቀንዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እታ ሃገር ዘለዉዋ ዓበይቲ ማሕለኻታት ንምፍታሕ መካተቲ ሃገራዊ ምይይጥ ኣድላዪ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እታ ሃገር ዘለዉዋ ዓበይቲ ማሕለኻታት ንምፍታሕ መካተቲ ሃገራዊ ምይይጥ ኣድላዪ ከምዝኾ ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ሃገራዊ ምኽክር ኣድላዪ ዝገብሩ ብዙሓት ማሕለኻታት ኣለዉ ኢሎም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዝዳንት ሰሶማሊያ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሮብሌ ካብ ስራሕ ኣጊዶምዎም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሰሶማሊያ ሞሓመድ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሞሓመድ ሑሴን ሮብሌ ካብ ስራሕ ኣጊዶምዎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መሬት ህዝቢ ንውልቀ ረብሓ ኣውዒሎም ብዝብል ክሲን ኣብ እዋን መረፃ ብዘርአዩዎ ድኹም ኣፈፃፅማን ኢዮም ካብ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣውሮፕላናት ቦይንግ ማክስ 737 ናብ ስራሕ ክምለስ እዩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣውሮፕላናት ቦይንግ ማክስ 737 ናብ ስራሕ ክምለስን ኣገልግሎት ከጀምርን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣውሮፕላናት ቦይንግ ማክስ 737 መሊስካ ናብ ሰራሕ ንምምላስ ምድላዋቱ ከምዝዛዘመን ናይ ፈለማ በረርኡ ከምኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍቓድን ምዝገባ ንግድን ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታ ንምምሕያሽ ምስ ኢንተርኔት ካፌታት ንምስራሕ ምድላው እናተገበ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ኣወሃህባ ፍቓድን ምዝገባ ንግድን ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታ ተበፃሕነት፣ ቅልጣፈን ቅልጣፈ ተገልጋልን ንምምሕያሽ ኣብ መደብ ስራሕ ንግዲ ኢንተርኔት ካፌ ምስ ዝተዋፈሩ ትካላት ሓቢርካ ንምስራሕ ምድላዋት ምግባሩ ሚኒስተር ንግድን ቁጠባዊ ምትእስሳርን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ኢኮኖሚ ዓለም ካብ 100 ትሪሊዮን ዶላር ከምዝሓልፍ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2022 ኢኮኖሚ ዓለም ካብ 100 ትሪሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝሓልፍ ማእኸል መፅናዕቲ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን ብሪታኒያ ኣመልኪቱ። ኣብ ውፅኢት መፅናዕቲ እቲ ማእኸል ዝተቐመጠ ትምበያ ሊግ ሰደቓ ኢኮኖሚ ዓለም 2022 ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓ ኣብ ልዕ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዘብፀሖ ጉድኣት ስነ-ኣእምሮ ንምሕካም ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕራዊ ጉዳይን Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓ ኣብ ልዕ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዘብፀሖ ጉድኣት ስነ-ኣእምሮ ንምሕካም እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ደቂ ኣንስትዮን ማሕራዊ ጉዳይን ወይዘሮ ሙና ኣሕመድ ተዛሪበን። እተን ሚኒስት ዲኤታ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዝተተሓሓዘ ምስ ፓርትታት ፖለቲካ ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዝተተሓሓዘ ብፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ዝቐረቡ ስምዕታታት ምስ ፓርትታት ይዝቲ ኣሎ፡፡ ብኣካቢት ቦርድ መረፃ ብርቱካን ሚዴቅሳ ዝምራሕ መድረኽ ዘተ÷ ፓርትታት ፖለቲካ ኣብ ልዕሊ ኣባላትናን…