Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምገባ ተምሃሮ ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምገባ ተምሃሮ ንምጅማር ዘኽእል መፅናዕቲ ይግበር ከምዘሎ ኤጀንሲ ምግብና ተምሃሮ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ አቶ ኢሳያስ ምህረት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ÷…

ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ንመሃብ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን ሚኒሰስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ንመሃብ ቃል ኣቲዮም። ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን ሚኒሰስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን፣ ኮሚሽን ልምዓት መስኖን ኮሚሽን…

ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ዘለወን ምትሕብባር ምጥንኻር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እስራኤል ዘሎ ምትሕብባር ኢንቨስትመንትን ንግዲን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት ዘድሃበ ልዝብ ተሳሊጡ፡፡ እቲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቴልኣቪቭ ምስ ትካል ለኣኽቲን ዓለም ለኸ ምትሕብባር ንግዲን እስራኤል ብምትሕብባር…

ሰራሕተኛታት በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ናየወ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ንምልጋስ ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣባላት ማናጅመንትን በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ናየወ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ንምልጋስ ከምዝወሰኑ ተገሊፁ። እቶም ሰራሕተኛታት ሰራዊት ምክልኻል ተግባር ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ንምፍሻልን ሃገር ንምድሓንን ዝተቐበሎ…

ኮሚሽን ጉምሩክ ልዕሊ 112 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣  3 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 112 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ ኣተኣኻኽባ እቶት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ዝገበሩ፥ መመሓየሽቲን ሕጊን ስርዓት ኣሰራርሓ፣ ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ኣሰራርሓ ምትግባርን ካልኦት ስራሕቲ ለውጢን…

ሃፍቶም ብትኽክል ምምዝጋቦም መረጋገፂ ካብ ሞንጎ ዝተሰርሐሎም ኣካላት እቶም 47 ሚኢታዊ ዝኾኑ ዝሃቡዎ ሓበሬታ ዝተሰሓሓተ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ሃፍቶም ብትኽክል ምምዝጋቦም መረጋገፂ ካብ ሞንጎ ዝተሰርሐሎም መመዝገብቲ ሃፍቲ እቶም 47 ሚኢታዊ ዝኾኑ ዘመዝገቡዎ ሓበሬታ ሃፍቲ ዝተሰሓሓተ ከምዝኾነ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ስነ-ምግባርን…

ኣሸባሪ ህወሓት ብሓድነት ምምካትን ዘየዳግም ስጉምቲ ብምውሳድ ኢትዮጵያ ምድሓን ይግባእ-ም/ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ መኮነን

አዲስ አበባ ፣ ነሐሴ 2 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ኣብ ኽልለት ኣምሓራን ዓፋርን  ኣሸባሪ ህወሓት ዘብፅሖ ዘሎ ወረራ፣ መጥቃዕቲ፣ ውራን መቕተልቲን ኩሉ ሰብ  ብሓድነት ክምክቶን ዘየዳግም ስጉምቲ ብምውሳድ ኢትዮጵያ ምድሓን ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ጀንታ ህወሓት ኣብ ዞባ ፈንታ ረሱ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰበኽ ሳግም ብዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጀንታ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ፈንታ ረሱ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰበኽ ሳግም ብዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ጉድኣት ንዝበፅሖምን ኣብ ሆስፒታል ዱብቲ ሕክምንኦም ዝከታተሉ ዘለዉን ዜጋታት ናይ ምግብን ኣልባሳትን ደገፍ ተገይሩ። ሓላፊት ቢሮ ህፃናትን ደቂ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትህነግ ንምውጋዝን ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍን  ዝተየኻየደ ሰልፊ ብሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትህነግ ንምውጋዝን ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍን  ዝተየኻየደ ሰልፊ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ ኣካላት ድማ አመስጊኑ። ብተወሳኺ ነባሪ እታ…

ኣብ ሰለስተ ጣቢያታት ክልል ዓፋር ሓደጋ ውሕጅ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣  2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰለስተ ጣቢያታት ክልል ዓፋር ሓደጋ ውሕጅ ኣጋጢሙ። እቲ ኣብ ዞባ ኣዉሲ-ረሱ ወረዳ ኣይሳኢታ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ካብ 28 ሓምለ ኢዩ ጀሚሩ። ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ህፁፅ ምላሽን ቅድመ መጠንቀቕታን ቤት ፅሕፈት ሓደጋን…