ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ሓቀኛ ሕቶ የብሉን፤ መሳርሒ ፀላኢ ወፃኢ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ሓቀኛ ሕቶ ዘለዎ ዘይኮነስ መሳርሒ ናይ ወፃኢ ፀላእቲ ኮይኑ እዩ እናሰርሐ ዝርከብ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኦቢኤን ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፤ ብዛዕባ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን…