ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ተምሃሮአን የመርቓ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ተምሃሮአን ሎሚ መዓልቲ የመርቓ ኣለዋ። ዩኒቨርሲቲየ ኣሶሳ፣ባሕር ዳር ፣ ወልድያ፣ ኢትዮጵያ ሲቪል ሰርቪስን ወልቂጤን በዝተፈላለዩ ሞያታት ዘሰልጠነኦም ተምሃረአን ኢየን ኣመሪቐን። እቶም ተመረቕቲ ብስሩዕ፣ ርሕቐትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ትግራይ ብመዐወኒ ሓሽሽ እናደንዘዘ ናብ ኲናት የሳውሮም ኣሎ- ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ትግራይ ብመዐወኒ ሓሽሽ እናደንዘዘ ናብ ኲናት የሳውሮም ኣሎ ከብሉ ኣቦ መንበር ዴሞክራቲክ ፓርቲ ትግራይን ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሰን ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሓድነትን ሕብረትን ህዝብታት ኩላትና ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ- ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓድነትን ሕብረትን ህዝብታት ኩላትና ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን ገሊፆም። ዩንቨርስቲ ኣሶሳ በዝተፈላለዩ ሞያታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 237 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‹‹ኣምኒስቲ ኢንትርናሽናል ናይ ባዕለይ ፎቶግራፍ ንዝተስሓተ ሓበሬታ ተጠቒሞምሉ›› -ፎቶ ግራፈር ኣማኑኤል ስለሺ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምኒስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወለድቲ ትግራይ ብዝምልከት መንግስቲ ንምውንጃል ዝተጠቐመሉ ፎቶ ሓሰተኛ ምዃኑ ተጋሊፁ። ናይ ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ ጋዜጠኛ ፎቶግራፍ ዝኾነ ኣማኑኤል ስለሺ ኣብ ትውተር ገፁ ከምዝገለፆ፤ ሻድሻይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ የካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ዓመት 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ የካየድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ መጠቓለሊ ፀብፃብ እቲ በጀት ዓመት ዝምልከት ክዝቲ ኢዩ። ፀብፃብ ኦዲት እቲ ምምሕዳር እውን ናብቲ ቤት ምኽሪ ከምዝቐርብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ጋምቤላ ምፍናው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ንምሃብ ንዝንቀሳቐሱ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ጋምቤላ ምፍናው ተገይሩ። ኣብቲ ምፍናው መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኡመድ ኡጁሉን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር አይተ ቴንኩዌይ ጆክንን ሓዊሱ ካልኦት ኣጋይሽን ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ዓመት 3ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢን ፕሬስን እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣዲስ ኣለም እንቻለው እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡ ኣብ መግለፂኦም ድማ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲን ህዝቢን ክልል ሶማሌ ሉኣላዊነትን ናፅነትን ሃገር ንምኽባር ዝኽፈል መስዋእትነት ንደሓር ኢሉ ኣይፈልጥን – መንግስቲ ክልል ሶማሌ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝቢን ክልል ሶማሌ ሉኣላዊነትን ናፅነትን ሃገር ንምኽባር ዝኽፈል መስዋእትነት ንደሓር ኢሉ ከምዘይፈልጥ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘውፀኦ መግለፂ ኣፍሊጡ። እቲ ክልላዊ መንግስቲ ኣብ መግለፂኡ፥ መንግስቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ንምትርማስ ዝግበር ዛዕባ ብፃዕሪ ደቃ ክፍሽል ኢዩ -ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ንምትርማስ ዝግበር ፈተነ ሓይሊታት ውሽጢ ዓዲን ወፃን ብፃዕሪ ደቃ ክፍሽል ኢዩ ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ መክለፂኡ፥ ኣብ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንፃውዒት ልኡኽቶ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምላሽ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ድሬዳዋ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልኡኽቶ ሃገር ንምፍራስን ተግባር ግብረ ራዕዲን ንምፍሻልን ንምምካንን ዝቐረበሉ ሃገራዊ ፃውዒት ምኽባር ሕጊ ምላሽ ሂቡ፡፡ ብምዃኑ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ እቲ ምምሕዳር፥ ከንቲባ እታ ምምሕዳር ከተማ፣ ኣባላት…