ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት ናይ ዜግነት ግዴተኦም ከምዝዋፅኡ መናእሰይ ከተማ ጋምቤላ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምምካት ናይ ዜግነት ግዴተኦም ከምዝዋፅኡ መናእሰይ ከተማ ጋምቤላ ገሊፆም።
እቶም መናእሰይ መንግስቲ ዝወሰኖ በይናዊ ደው ምባል ተዂሲ ብዘይምቕባል ዝፍፅሞ ዘሎ ተግባር ግብረ ራዕዲ ከምዘውግዙ ኣፍሊጦም።
መንእሰይ ኦባንግ…