ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደ/ር ይልቃል ከፋለ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መርሃ ግብሪ ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ርእሰ ምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መርሃ ግብሪ ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም። እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብወራር ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ንፁሃን ካብ ምቕታል ክሳብ ምምዝባል ዝበፅሑ ግፍዒታት እናፈፀመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣምቦ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ንግበረ ህወሓትን ሸኔን ዝኹንንን ንሰራዊት ምክልኃል ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ከተማ ኣምቦ ሓዊሱ ኣብቲ ዞባ ካብ ዝርከባ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲ ምፍራይ ዝከኣል ሃገር እንትህሉ ኢዩ – ሰብ ሃፍቲ ከተማ ጎንደር Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ገንዘብናን ህይወትናን ንህልውናና" ብዝብል መሪሕ ሃሳብ ሰብ ሃፍቲ ከተማ ጎንደር ዘተ ኣካይዶም። እቲ ዘተ ዘጀመሩ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይ ዘውዱ ማለደ፥ ሰብ ሃፍቲ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝነበረ ወፍሪ ህልውና ሓገዝ እናገበረ…
Uncategorized ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ብሰላም ተዛዚሙ – ፖሊስ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። “ሃገረይ ክሕሉ ኢየ መስዋእትነት ክኸፍል ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ምባሉን ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓድነት ደው እንተኢልና ዝኾነ ይኹን ክንስዕር ነውኽል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሓድነት ደው እንተኢልና ዝኾነ ይኹን ክንስዕር ነውኽል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትረ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ፅባቐና ሓድነትና ኢዩ ኢሎም። በአንድነት ስንቆምም ማንኛውንም ነገር ማሸነፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ክልል ሃረሪ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክልል ሃረሪ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ብምቅዋም ከምኡ እውን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ህልውና ሃገር ንምርግጋፅ እናገበሮ ዝርከብ ተጋድሎ ብምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብ ከተማ ሃረር ስታዲየም ኢማም ኣሕመድ ኣብ ዝተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ዓድዋ ምዃንና ረሲዖም ብኣጉዋ ከፈራርሑና ይፍትኑ ኣለዉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሃገራት ደቂ ዓድዋ ምዃንና ረሲዖም ብኣጉዋ ከፈራርሑና ይፍትኑ ኣለዉ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ኣብ ዝተኻየደ ንግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ንሕና እናሃለና ኢትዮጵያ ኣይትዋረድን!” ዝብል ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣርባዕቲኡ ኣንፈት እታ ከተማ ዘዝተኣከበ ነባሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ልኡኹ ሸኔን ብምኹናን ናብ መስቀል ኣደባባይ ተጓዒዙ። ኣብቲ ዓቢዪ ሰላማዊ ሰልፊ ፈረሰኛታትን ካልኦት ብዝተፈላለዩ ሃገራዊን ወነ ዘለዓዕሉ ባህላዊ ሙዚቃታትን ዜማታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩልና ኢትዮጵያን ካብ ግምባር ክሳብ ደጀን ሰራዊት ኢትዮጵያ ኢና – ነበርቲ ዞባ ሃላባ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ )ነበርቲ ደቡብ ክልል ዞባ ሃላባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንኹንንነ!! ኦድ ኣእታውነት ወፃኢ ብዝተሓባበረ ቅልፅምና ክነፍሽሎ ኢና! ኩልና ኢትዮጵያን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳን ወፍሪ ሚዲያን ምስሊ ሃገረይ ኣይበላሾን – ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝተዓደሙ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳን ወፍሪ ሚዲያን ምስሊ ሃገረይ ኣይበላሾን ክብሉ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝተዓደሙ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም። ትማሊ ንወረርቲ ኣይተምበርከኽናን፤ ሎሚ እውን እይንምብርከኽን! ንፅዕንቶ ወፃኢ ዝምበርከኽ መንነት…