ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ደገፍ ስምምዕነት ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ተኸቲሙ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ደገፍ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 02 ቢሊየን ብር ተኸቲሙ። እቲ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝስርሑ ሰለስተ ፕሮጀክትታት ልምዓት ብገንዘብ ንምድጋፍ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸላይ እዚ ኣብ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ ንዝፍኖ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕ ምላሽ ንመሃብ ድሉው ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ እዚ ኣብ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ንዝፍንዉ ግብረ ራዕዳውያን ንምድምሳስ ኣብ ዘኽእሎ ቁመና ከምዝርከብ ተገሊፁ። ማእኸላይ እዚ “ስልጠና ንዝሓሸ ኣፈፃፅማ ወፍሪ” ብዝብል መሪሕ ኣብ ዝተውሃበ ስልጠና ኣመራርሓ ብዝኾነ ይኹን ነገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ህንፀት ሰላም፣ ክብሪ ሓድነትን ዕርቂ ሰላምን ከምኡ እውን ኣብ ጉዳይ ቅድመ መጠንቀቕታ ጎንፂ ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ኤርትራ ናይ ሓባር ረብሓ መሰረት ብምግባር ብምትሕብባር ንሰርሕ ኣለና-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኤርትራ ናይ ሓባር ረብሓ መሰረት ብምግባር ብምትሕብባር ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣተገባብራ ዝርገሐን ቁፅፅርን ኣፅዋራ ንኽትፍትሽ ቻይና ሓቲታ Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ጦር መሳርሒ ብዝተዓጠቑ ሁውከት ፈጠርቲ ኣብ ልዕሊ ዜጋታታ ዝፍፀሙዎ ተግባር ራዕዲ ንኽትቆፃፀርን ስጉምቲ ንኽትወስድን ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዣኦ ሊጂያን ሓቲቶም፡፡ እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ኣጠናኺሩ ንምቕፃል ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ኣጠናኺሩ ንምቕፃል ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ሓላፊ ጄነራል ዓለም ለኸ ምትሕብባር ዲፓርትመንት ኣሜሪካን ኣፍሪካን ቢያን ሺዩን ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሃገር ለኸ ተርጎምቲ ሕጊ መድረኽ ርክብ ንኽጠናኸር ሓገዙ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ርክብ ተርጎምቲ ሕጊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ብኣተሓባባርነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፕሬዚዳንታት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ክልልን ዝተሳተፉሉ መድረኽ፥ ኣብ ዛዕባ ኣዋጅ ርክብ መንግስታት ኣድሂቡ ልዝብ ይግበር ኣሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነት መገዲ ንምሕላው ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ወፍሪ ቁፅፅር ክካየድ ኢዩ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት መገዲ ንምሕላው ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ወፍሪ ቁፅፅር ከምዝካየድ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኣርባዕተ ክልላትን ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኣገልግሎት ድሕንነት መገዲን ፈንድ መድንን ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብብርኪ ሃገር ክሳብ ሐዚ ካብ ጳጉሜ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞዛምቢክ ካብ እሱር ዝተፈትሑ 32 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞዛምቢክ ኣብ እሱር ዝነበሩ 32 ኢትዮጵያውያን ተፈቲሖም ብሰላም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሪቶሪያ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ንስራሕቲ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ትኹት ሂቡ እናሰርሐ ከምዝኾነን በዚ ድማ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩኔስኮ ተመዘገበ ጥቡቕ ደኒ ማጃንግ እናበረሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባ ብሄረሰብ ማጃንግ ዝርከብ ጥቡቕ ደኒ ባዮስፌር ሪዘርቭ ብዘይሕጋውያን ጭፍጨፍቲ ብርሰት እናበፅሖ ከምዝኾነ ነበርቲ ገሊፆም። ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ውድብ ሕቡራት መብግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ኣብ…