ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቡን ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ቻይና ብስፍሓት ንኽሽየጥ ዝዓለመ መርሀ ግብሪ ምፍላጥ ተኻይዱ Desta May 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቡን ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ቻይና ብስፍሓት ንኽሽየጥ ዝዓለመ ንነጋዶ ቡን ቻይና መርሀ ግብሪ ምፍላጥ ብበይነ መረብ ተኻይዱ። ኣብ ቤጂንግ ኤምባሲ ኢትዮጵያ "ቡን ካብ ምድሪ ቀዳሞት" ብዝብል መርሕ ቃል ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴን ማርክ ናይ ነዊሕ እዋን ኣጋር ብምዃና እትህቦ ድጋፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ Desta May 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቐዳማይ ሚኒስቴር ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ንሚኒስቴር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ንፍሌሚንግ ሞለር ሞርቴንሰንን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም አዛዘራሪቦም። ኣይተ ደመቀ መኮነን፥ ዴንማርክ ንኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ኣዉራምባ መበል 50 በዓል ምስረታ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣኽቢሩ Desta May 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ኣዉራምባ መበል 50 በዓል ምስረታ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣኽቢሩ። ኣፍቲ ምድላዉ ሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳያትን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬን ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ዶክተር ጌታቸዉ ጀምበርን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝተፋላላየ ምኽንያታት ተጓቲቱ ዝነበር ህንፀት አፈፃፅማ ፕሮጀክት ድልድል ኣባይ 61 ነጥብ 5 ሚኢታዊ በፂሑ ተባሂሉ Desta May 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፋላላየ ምኽንያታት ተጓቲቱ ዝነበር ህንፀት አፈፃፅማ ፕሮጀክት ድልድል ኣባይ 61 ነጥብ 5 ሚኢታዊ በፂሑ ተባሂሉ። ብለበዳ ኮቪድ 19ን ግበረ ራዕዲ ህወሓት ብዝወለዖ ኹናትን ምትእጉጓል ገጢምዎ ኔሩ ዝተበሃለ ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ኢትዮጵያ እናሎ ኢትዮጵያ ኣይትድፈርን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta May 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ኢትዮጵያ እናሎ ኢትዮጵያ ኣይትድፈርን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምዕራብ ምዕራብ ኣብ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ዑደት ገይሮም። ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበርዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣወሃህባ ስልጠና ኣገልግሎት ጥዕና ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ምትሕብባር ስፔን ማርዮ ፋነጁልን ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ስፔሻሊቲን ፍኖተ ካርታ ስልጠና ስፔሻሊቲን መሰረት ዝገበረ ፍሉይ ኣወሃህባ ስልጠና ኣገልግሎት ጥዕና ብሓባር ብምስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሰዶ ስጉምቲ ህንፀት ሰላም ንኢዶም Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ዓመታዊ ፖለቲካዊ ልዝቦም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዶም። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂን ርክብ ሕብረት ኣውሮፓን ኢትዮጵያን ኣብ ዝምልከት ዝተወሰዱ ስጉምቲታት ተሓታትነትን ሰብኣዊነትን ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣቢያተ መፅሓፍ ኣብርሆት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘’ሚሊየን መፃሕፍቲ ንሚሊየን ወለዶ’’ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣቢያተ መፅሓፍ ኣብርሆት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ተጀሚሩ። ነቲ ቤ መፃሕፍቲ ኩሉ ኣሰሩ ንኸንብር ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ፥ ፕሬዚዳንት ሰሳህለወርቅ ዘውዴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 983 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 983 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 14 ህፃናትን 969 ደቂ ተብዕትዮን ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ፍሊሚንግ ሞለር ሞርቴንሰን ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ዝፀንሐ ምሕዝነት ልምዓት ኢትዮጵያን ዴንማርክን ዘልዐሉ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኣብቲ እዋን ጎንፂ እታ ሃገር…