Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2022

ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ተዓዊቱ። ብምድብ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ሰለሞን ባረፋ ነቲ ርሕቐት ቀዳማይ ኮይኑ እንትዛዝም፥ ሙክታር እንድሪስ…

ህዝባዊ ሰራዊት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰላምን ደሕንነትን ንዘበርከቶ ግደ መረሃ ግብሪ ኣፍልጦ ኣካይዱ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ሰራዊት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰላምን ደሕንነትን ንዘበርከቶ ግደ መረሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን  ኣካይዱ፡፡ እቲ ንህዝባዊ ሰራዊት ዝተዳለወ  መርሃ ግብሪ÷ ኣብ ወዳጅነት አደባባይ እዩ ተኻይዱ፡፡ ህዝባዊ ሰራዊት ኣዲስ ኣበባ ብፍላይ ምስ…

“ብቕዓትን ድልውነትን ኣገልጋላይነት ብምጥንኻር ህዝብና ብብቕዓት ክነገልግል ኢና” – ኣዳነች ኣበቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ብቕዓትን ድልውነትን ኣገልጋላይነት ብምጥንኻር ህዝብና ብብቕዓት እናገልገልና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝና ክነማዕብላ ኢና” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። "ብቑዕን ጥዑይን ኣመራርሓን ሲቪል ሰርቫንትን…

ልዕሊ 156 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 156 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተታሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ብዝተፈላለዩ ገዛውቲ ጨንፈራት ቤት ፅሕፈታት ብዘበገበሮ ክትትል 60 ነጥቢ 4 ሚሊዮን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓደጋ ዉሑጅ ክረምቲ ንምክልኻል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደጋ ዉሑጅ ክረምቲ ንምክልኻል ብግዚኡ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ምምሕዳር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ግዘ ናብ ግዘ እናወሰኸ…

4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 14 ሰነ 2014 ዓ.ም ከምዝጅመር ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)14 ሰነ 2014 ዓ.ም ኣብ ዝጅመር 4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝትከሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዓለም ለኸ ልምዓት ስዊድን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዓለም ለኸ ልምዓት ስዊድን ማቲልዳ ኧርንክራንስ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ምትሕብባር ልምዓት ምግባር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዝጠመተ ኢዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ጎንፂ ኣብ…

ኣብ ምረቓ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ምርካበይ ሕጉስ ኢየ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ዝተመረቐ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ምርካበይ ሕጉስ ኢየ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ቤት…

ኣብ ክልለ ሲዳማ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልለ ሲዳማ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ካልኣይ በርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ ካብ ሽይጣት…

ሃፍቲ ማዕድን ብዘላቕነት ንምልማዕ ዝዓለመ ሲምፖዚየም ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል  ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ዝርከብ ሃፍቲ ማእድን ብዘላቕነት ንምልማዕ ዝዓለመ ፈላማይ ክልላዊ ሲምፖዚየም ማእድን ተኻይዱ። “ሃፍቲ ማእድን ንዘላቒ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኻየደ እቲ ሲምፖዚየም፥ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን…